ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ፕሮጀክትታት ውሕስነት ምግብን ፃዕሪታትን ብዛዕባ ዘሎ ሰፊሕ ምትሕብባር ሎሚ ንጎሆ…