ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ቃል ብዝኣተናዮ መሰረት ዝተወሰኑ መገዲታት ብምዝዛም ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይርና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን÷ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከተማና ብምዃን ስራሕቲ…