Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ራባት ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ራባት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ኢትዮጵያዊያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ተኸታቲለን ብምእታው ተዓዊተን። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት መዲና ኢሳ 14:34.16 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ እንትትወፅእ፤ ኣትሌት…

ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ ብሓደጋ ሄሊኮፕተር ከም ዝሞቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኢራን ኢብራሂም ራይሲ፣ ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ሑሴን ኣሚር-ዓብዶላህያን ካልኦትን ብሰንኪ እቲ ትማሊ ሰንበት ዘጋጠማ ሓደጋ ሄሊኮፕተር ከም ዝሞቱ ሃገራዊ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ገሊፃ። እታ ሄሊኮፕተር፥ ትማሊ ኣጋምሸት ኣብ ሰሜን ክፋል እታ…

ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24 ኮይና። ሎሚ መዓልቲ ፍፃኡ ዝረኸበ ውድድር ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24÷ ማንቸስተር ሲቲ ንዌስትሃም 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ሻምፒዮና ምዃና ክተረጋግፅ ክኢላ…

“ፕሬዚዳንት ኢራን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ፅዒና ነይራ” ዝተባህለት ሄሊኮፕተር ከምዝተሓንሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ፕሬዚዳንት ኢራን ሓዊሱ ላዕለዎት ሰብ መዚ እታ ሃገር ፅዒና ነይራ” ዝተባህለት ወታደራዊት ሄሊኮፕተር ኣብ ምብራቕ ኣዘርባጃን ከምዝተሓንሸሸት መራኸብቲ ሓፋሽ ፀብፂበን። ከም ፀብፃ ቴህራን ታይምስ እንተኾይኑ÷ ኣብ በረራ ዝነበራ ሰለስተ ሄሊኮፕተራት…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ሎሚ ምሸት መፈፀምትኡ ክረክብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘበነ ውድድር 2023/24 ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ሰዓት 12፡00 ብተመሳሳሊ ሰዓት ብዝግበሩ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ። መሪሕ እቲ ሊግ ማንቼስተር ሲቲን እናተኸተለት ትርከብ ጋንታ ኣርሰናልን ፅዋዕ ናይ ምዕታር ዕድል ሒዘን ኣብ ሜዳአን…

ሚኒስቴር ጥዕና 400 ሺሕ ዶላር ዋጋ ዘለዎም ማሽናት ሕክምና ብሓገዝ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ሪች ኣናዘር ብ400 ሺሕ ዶላር ዝደጎም ሓሙሽተ ማሽናት መሕከሚ ሓንጎል ህፃናት (ኢንዶስኮፒ) ንሚኒስቴር ጥዕና ኣተሓሳሲቡ፡፡ እቶም ማሽናት ኣብ ውሽጢ ሓንጎል ህፃናት ዝጠራቐም ማይን ካልኦት ሕክምና ሓንጎል ህፃናትን ብኢንዶስኮፒ ናይ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ጥንኩር ተሳትፎ ንምግባር ምድላው ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ጥንኩር ተሳትፎ ንምግባር ዘኽእል ምድላው እናበረት ምዃና ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ምስ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ዝተራኸበ ምንቅስቓስ ጉሙሩኽ ንምስላጥ ዘበናዊ ኣሰራርሓ እናተዘርገሐ ከምዝኾነ ኣብቲ…

ዓውደ ምርኢት “ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024” ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ፈጠራን ትኹረት ዝገበረ ዓውደ ምርኢት "ስትራይድ ኢትዮጵያ 2024" ኣብ ሳይንስ ሙዚዬም ተኸፊቱ። ኣብ መኽፈቲ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ሚኒስተር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…

ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ ይቕፅል ኣሎ – ኣይተ ጥራቱ በየነ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ እናቐፀለ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እታ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነ ገሊፆም። ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንትን…

ኢትዮጵያ ናይ ምግቢ ሉኣላዊነታ ንምኽባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ – ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዓውዲ ሕርሻ ብምዝማንን ዝተዋደደ ስግግርን ብምርግጋፅ ናይ ምግቢ ሉኣላዊነታ ንምኽባር ብትኹረት ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ምፍላጥ ስግግር ፍኖተ-ካርታ ሕርሻ ተኻይዱ።…