ስፓርት ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወላይታ ድቻ ብሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስኢራታ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ መሪሕ እቲ ሊግ ዝኾነት ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንጋንታ ወላይታ ድቻ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ኣፈላላይ ሸቶ ስኢራታ። ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9 ኣብ ዝተገበረ ፀወታ÷ ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንኽትዕወት ፍፁም ግርማይ…
ስፓርት ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቪኤኣር ተግባራዊ ከይግበር ዘኽእል ድምፂ ክወሃብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ዝቕፅል ውድድር ዓመት ብተንቀሳቓሲ ምስሊ ዝተሓገዘ ዳይነት (ቪኤኣር) ተግባራዊ ከይግበር ዘኽእል ድምፂ ክህባ ምዃነን እቲ ሊግ ኣፍሊጡ፡፡ ቪኤኣር ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ንዓውዲ ኣርቲፊሻል ምስትውዓል ግቡእ ትኹረት ንኽትህብ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ትኽክለኛ ድምፃ ንኽተስምዕ ሃገራት ኣፍሪካ ንዓውዲ ኣርቲፊሻል ምስትውዓል ግቡእ ትኹረት ንኽህባ ፃውዒት ቀሪቡ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን፣ ሓለፍቲ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ካብ መላእ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሜሪካ ነበር ዕጡቓት መሊስካ እግሪ ንምትካል ደገፋ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ተመስገን ጥላሁን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ዘቲዮም። እቶም ኮሚሽነር፥ ልኡኽ እቲ ኮሚሽን ንምዕዋት ስራሕቲ ምድላው ምዕራፍን ቀዳማይ ዙር ትግበራ ምትካል እግሪ ነበራት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርስቲ መቐለ መድረኽ ፎረም ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲታታ የተኣናግድ ኣሎ Desta May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ዩኒቨርስቲ መቐለ መድረኽ ፎረም ፕሬዚዳንት ዩኒቨርስቲታታ ኢትዮጵያ የተኣናግድ ኣሎ ፕሬዚደንት እቲ ዩኒቨርስቲ ፋና ሓጎስ(ዶክተር)፥ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ እዋን ኲናት ገዚፍ ዕንወትን ብርክት ዝበለ ብድሆታትን ከምዘሕለፈ ተዛሪበን። ዩንቨርስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ÷ ፕሮጀክታት ህንፀት ኣባይቲ ኣብ ዝድግፉሉ ኩነታት ጠሚተን ከምዝተመያየጣ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርኪን ንግዳዊ ርክብን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላ ምስ ኣምባሳደር ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ በርክ ባራን ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ብረመስቀል÷ ፍርያት ሕርሻ ናብ ቱርኪ ብምልኣኽን ናይ ውልቀ ሴክተር ርክብ ብምጥንኻር ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘሎ ክፍተት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ኣዘርባጃን ዘቲዮም Desta May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመሰገን ጥሩነህ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚ ኣዘርባጃን ሚካይል ጃባሮቭ ዘቲዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ዘተ ተረባሕነት ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዘረጋግፁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይረን Desta May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ገይረን። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ላዕለወ ትምህርቲ ፓኪስታን ሙክታር ኣህመድ (ዶ/ር) ዘቲዮም። ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ዘተ እናተኻየደ ይርከብ Gebremariam Weldegerima May 16, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃዒውት ብምቕባል ናብ ሃገር ምስ ዝኣተዉ 2ይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘተ እናተኻየደ ይርከብ። እቲ ዘተ "ታሪኺዊ መሰረቶም ይፍለጡ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ።…