ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘለዎም ተሳትፎ ብዝበለፀ ንምዕባይ እናተሰርሐ ምዃኑ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ገሊፆም።
እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ ካብ ቻይና ግዝኣት ሁናን ምስ ዝመፅኡ ተወከልቲ…