Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን

ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ንዝተፈላለዩ ኣምባሳደራት ሽመት ሂበን። ብመሰረት እዚ፦ ኣምባሳደር ፍስሃ ሻውል ገብሬ ኣምባሳደር እሸቴ ጥላሁን ወልደየስ ኣምባሳደር ለገሰ ገረመው ሃይሌ ኣምባሳደር ደሊል ከድር ቡሽራ…

ወፍሪ ምጥቃዕ ሩሲያ ምጥንካሩ ስዒቡ ወታደራት ዩክሬን ከምዘንሳሓቡ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወፍሪ ምጥቃዕ ሩሲያ ምጥንካሩ ስዒቡ ዩክሬን ወታደራታ ኣብ ከባቢ ዶብ ግዝኣት ካርኪቭ ካብ ዝርከባ መንደራት ከንሳሕቡ ከምዝገበረት ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሰራዊት ዩክሬን ከምዝገለፁ፤ እቶም ወታደራት ብውሽጢ ከቢድ ተኹሲ ሓሊፎም ናብ ሰሜን ምብራቕ ክፋል…

መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ማእኸል ምፍፃም ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባትን ዶብ ተሳገርቲ ገበናትን ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብ ትሕቲ ፅላል ሕብረት ኣፍሪካ ዝተጣየሸ ሮክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘትዩ…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ተዛቲዮም

ኣደስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ልምዓት ካናዳ ኣሕመድ ሁሴን ኣብ ኢኮኖሚ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብቲ እዋን፥ መንግስቲ ካናዳ ንልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ…

ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዝተጀመረ ፓለቲካዊ ዘተ ፓርቲ ምስ ፓርቲ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፓርቲ ብልፅግናን ህወሓትን ዝተጀመረ ፓለቲካዊ ዘተ ፓርቲ ምስ ፓርቲ ሎሚ መዓልቲ ንሳልሳይ ግዘ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ÷ ቅድም ክብል ዝተበፅሐ መምርሒ ርክብ ፓርቲ ምስ ፓርቲ ብምዝኽኻርን ዝተጀመሩ ቀንዲ ቀንዲ…

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብዝበለፀ ንምዝዝማን ካብ ዑደት ኣዘርባጃን ዓብዪ ተሞክሮ ተረኺቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ትካላት ብዝበለፀ ንምዝዝማንን ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባርን ካብ ዑደት ኣዘርባጃን ዓብዪ ተሞክሮ ከምዝተረኸበ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ኣብ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 32 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየሎምን ውሳነ ዘመሓላለፈሎምን ጉዳያት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ…

ጃፓን ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ስደተኛታትን ንተቐበልቲ ማሕበረሰብን ዝኸውን 37 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝርከቡ ስደተኛታትን ንተቐበልቲ ማሕበረሰብን ዝኸውን 37 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 14 ሕዳር 2024 ገባሪ ሰናይ ጎረቤታት ብዝብል ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብመንግስቲ ጃፓን…

ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝድግፍ ፕሮግራም ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓን መሓዙቱን ጎንፂ ኣብ ዝነበሮም ከባቢታት ዝርከቡ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ዝድግፍ ፕሮግራም ዕላዊ ገይሮም። እቲ ፕሮግራም ኢኮኖሚ እቲ ከባቢ ናብ ዝነበሮ ንምምላስን ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት…

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት…