ኣብ ኣዘርባጃን ዝነበረና ፈላማይ ውዕሎ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር መገዲ ዝኸፈተ ኢዩ-ም/ቀ ሚ/ር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ዝነበረና ፈላማይ ውዕሎ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባር ምልማዕን ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ንምጥንኻርን መገዲ ዝኸፈተ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…