Fana: At a Speed of Life!

ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶ/ር ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ ሰለስተ ሚሊየን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ተፀምቢሮም። እቲ ጎስጓስ ሰባት ንፅህንኡ ኣብ ዝተሓለወ ቦታ ብምንፃህ ከባቢ ንፁህ ናይ ምግባር ባህሊ ንኸዕብዩ ደረጃኦም ዝሓዉ መናፅሂ ቦታታት ንኽስርሑ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ናይ ገዛ ግብሪ ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ካብ ናይ ገዛ ግብሪ ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቢሮ እቶት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደም ኑሪ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓለፉ…

ልምዲ ንምውሳድ ካብ ዝተፈላላያ ሃገራት ዝመፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ መዋእለ ህፃናት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዲ ንምውሳድ ካብ ዝተፈላላያ ሃገራት ኣፍሪካ ዝመፅኡ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ መዋእለ ህፃናት ዑደት ገይሮም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ 597 መዋእለ ህፃናት ኣብ ከባቢ መንበሪ ኣባይቲ፣ ኣብ ውልቀን ትካላት መንገስቲን ምህናፆም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 30 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ገሊፁ። ጎኒ ንጎኒ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ “ኢንቨስትመንት ውልቀን ምቹውነትን” ብዝብል መድረኽ ዘተ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዮሐንስ…

ኣብ ኢንዶኔዥያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 41 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢንዶኔዥያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 41 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ኤጀንሲ ሓደጋ እታ ሃገር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብታ ሃገር ንሰዓታት ዝዘለቐ ዝናብ ስዒቡ ዘጋጠመ እንትኸውን፤ ኣብ ደሴት ሱማትራ ኣብ ዝርከባ ክልተ ወረዳታት ልዑል ጉድኣት ኣብፂሑ…

መበል 12 ጉባኤ ኣቬዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ ኣቬዬሽን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኣቪዬሽን ኣፍሪካ ካብ ምዝማድ ብተወሳኺ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ እንትከውን፥ ተዋሳእቲ እቲ ዓውዲ መፃኢ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም። ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ÷ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታ…

ሩሲያ ካብ ዩክሬን ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲ ሚሳኤልን ድሮንን ምፍሻላ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ካብ  ዩክሬን ለይቲ ዝተወንጨፈላ መጥቃዕቲታት 16 ሚሳኤል ሓዊሱ 31 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናት ወቒዓ ከምዝሓምሸሸቶም ሚኒስቴር ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። 12 ሚሳኤላት ኣብ ከባቢ ዶብ ቤልጎሮድ፣ 4 ሚሳኤላትን 7 ሰብ ኣልቦ ኣውሮፕላናትን ኣብ…

ገደብ ኢንጂነሪንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ገደብ ኢንጂነሪንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ ሓደ ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ተፀምቢሩ። ኣብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ዜጋታት ተሳትፎ ምግባሮም ቀፂሎም፡፡ ትማሊ ዕለት ኣብ ዝተኻየደ ዲጂታል ቴሌቶን ኣብ ሓንቲ…

ሆራ ትሬዲንግ ናብ ጎስጓስ #ውቅብቲኢትዮጵያ ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ሆራ ትሬዲንግ ን#ውቅብቲኢትዮጵያ 2 ሚሊዮን ብር ብምብርካት ናብቲ ጎስጓስ ከምዝተፀምበረ ኣፍሊጡ። ናይ ህዝቢ መናፅሂ ቦታታት ብምህናፅ ክብሪ ሓሊኻ ናይ ምንፃህ ባህሊ ንምድንፋዕ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሚያዝያ…