Fana: At a Speed of Life!

ምዝገባ መረፅቲ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዝገባ መረፅቲ ክሳብ 12 ግንቦት 2016 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ 6ይ ዙር ሓፈሻዊ መረፃ ዝተረፉ መረፃ ዝካየደሎም ክልላት ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ዓፋርን ከምኡ እውን ዳግም መረፃ ኣብ ዝግበረሎም ክልላት መረፃ…

ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ – ኣምባሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መዕቃብ ሰላም ኮሪያ ዝተዋፈረ ሻለቃ ቃኘው ኣብ ኮሪያ ዝፈፀሞ ተጋድሎ ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ሰላም ዓለም ዘለዋ ቁርፀኝነት ዘርእይ ኢዩ  ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ማሕበር ወፈርቲ  ኮርያ ኣብ…

ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ወሃቢ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ዘህነፆ ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ወሃቢ ህንፃ ከመርቕ ኢዩ። ሆቴልን ሪዞርትን ፒራሚድ ን11 ዓማውቲ ኣብ ከተማ ቢሸፍቱ ብዓውዲ ሆቴል ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት እናሃበ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ሎሚ ዝምርቕ ህንፃ በዓል 10…

መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዳርግቲ ትካላት ፕሮግራማታቶም ምስ ትልሚታት ሚኒስቴር ጥዕና ብምጥዕዓም ንክትክብሩ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ፃውዒት ኣቕሪበን። ተወከልቲ መዳርግቲ ትካላት ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ህፃናት ኣብ ኢንተርነት ክንደይ ግዜ እንተሕለፉ ፅቡቕ? ሓደጋታትከ ክህልዎ ይኽእል ዲዩ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ተጠቃምነት ኢንተርነት ዝረኸቡ ህፃናት ኣብ ንኡስ ዕድመኦም ብዝርእይዎ ነገራት ብፍላይ ኣብ ዳሕረዋይ ህይወቶም ዘስዕበሎም ሓደጋታት ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ኣሰካፊ እናኾነ ይመፅእ ምህላዉ ክኢላታት የጠንቅቑ። ህፃናት ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ…

ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽሊቲኡ ፆታ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኳታር ዶሃ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽሊቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብቲ ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቓ 4 ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ።…

ምኽባር ሕጊን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ መትከት ዝተደረኸ ኢዩ-መርማሪ ቦርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምኽባር ሕጊን ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ መትከት ዝተደረኸ ኢዩ ክብል መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ገሊፁ። ኣባላት እቲ ቦርድ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ኮማንድ ፖስት ሰሜን ምዕራብ ኣብ ከተማ ጎንደር ኣብ ዝርከብ “ዘጠነኛ ፖሊስ…

ስነ ስርዓት ምዉፃእ ዕፃ ዕደላ መሬት 354 መምህራን ከተማ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምዉፃእ ዕፃ ዕደላ መሬት ንመምህራን ከተማ መቐለ ሎሚ 3 ጉንበት 2016 ዓ/ም ተሳሊጡ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ 18 ማሕበራት ተወዲቦም ንዝፀንሑ መምህራን ንመንበሪ ዝዉዕል መሬት ዓዲሉ። ኣብቲ ስነስርዓት፥ ምክትል ግዝያዊ…

መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ትወዳደር፣ ተወዳዲራ እውን ትተዓወት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ…

ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘህነፆም ኣባይቲ ብዕፃ ተሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኮየ ፌጨን ቃሊቲን ሳይታት ዘህነፆም 1 ሺሕን 336 መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ንተረሕቲ ተሓላሊፎም። ኣብቲ ስነ ስርዓት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማ%ርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ሚኒስትር…