Fana: At a Speed of Life!

ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨስት ምግባር ከምዝደሊዩ ተገሊፁ። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር፣ የመንን ኢራንን ፈይሰል ኣልይ ምስ ዳይሬክተር በዓል መዚ  ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ ኣብ ኳታር ሱልታንአል ሳዓዲን ልኡኾመን ዘቲዮም።…

ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈሪዩ ፍሪያታት መጠንን ፅርየትን ብምውሳኽ ኣብ ተወዳዳሪነት ፍሪያት ዝዝቲ መድረኽ ይካየድ ኣሎ። ብሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ዝተሰናድአ  ካብ 1 ክሳብ 5 ገንቦት 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ዝሳለጥ መድረኽ ኢትዮጵያ ተፍሪ ይቕፅል…

መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ኣብ ዩንቨርስቲ ቦንጋ ይሳልጥ ኣሎ። እቲ ኮንፈረንስ፥ “ምርምር ንዘላቒ ናብራ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ ተባሂሉ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ልምዓት ሓይሊ ሰብን ቴክኖሎጂን ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ነገሪ…

ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣2016(ኤፍ ቢ ሲ)ተሃነፅቲ ናብ ማሕበረሰብ እንትሕወሱ ኣፍረይቲ ዜጋታት ንክኾኑ ይስራሕ ከምዘሎ ኩለ መዳይ ቤት ፅንፀት ድሬዳዋ ገሊፁ። እቲ ቤት ህንፀት ንተሃነፅቲ ሕጊ ዝተፈላሉዩ ሙያዊ ስልጠናታት ብምሃብ ማሕበራት ብምውዳብ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ንዕዳጋ የቕርቡ ተረባሕቲ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ተኸንቢቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ልምዓት ኮሪደር ብምኽንባት ንዓማዊሉ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሩ። ኣብ ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ብምኽኒያት ልምዓት ንዝለዓሉ 2 ሺሕን 700 ዓማዊል ኣብ ዝተውሃቦም…

ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፀት ሓደሽቲ ኩባኒያታት ነዳዲን መዐደሊ ነዳዲን ደው ንክብል ዝተውሃበ ውሳነ ክትትል ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ብሄራዊ ስቲሪንግ ኮሚቴ ሪፎርም ነዳዲ ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ዝነበረ ኣፈፃፅማ ሪፎርም ነዳዲ ብምግምጋም ዝተፈላለዩ ውሳነታት ሂቡብምግምጋም…

ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)ን ምትሕብባሮም ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም። ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ተወካሊ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ…

ኣብ ሴኔጋል ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተሰሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴኔጋል 78 ሰባት ኣሳፊራ ዝነበረት ኣብ መበገሲኣ ብዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን 11 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊፁ። ቦይንግ 737-300 ቢ ኤ ኤን ዝተባህለት ኣውሮፕላን÷ ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ዳካር ብሌዝ ዲኘ ናብ ማሊ ንምበራር እናተሃንደደት ኣብ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ተመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሓበራዊ መግለፂታት ብምጉላህ ናይ ሓባር ተረኽ ኣብ ምፍጣር ብትኹረት ክሰርሑ ከምዝግባ ኣማኻሪ ሚኒስትር ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትር ዳንኤል ክብረት ገሊፆም፡፡ እቶም ኣማኻሪ ሚኒስትር÷ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት “መራኸብቲ ሓፋሽ…

ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ኣመዝጊቡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ከምዘመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ከምዝገለፁዎ÷ በቲ ምንቅስቓስ ኣበሉ…