ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ኣመዝጊቡ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚታት ኢንዱስትሪ ናብ ስራሕ ብምእታው ጭቡጥ ለውጢ ከምዘመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ዘጀመሩሉ እዋን ከምዝገለፁዎ÷ በቲ ምንቅስቓስ ኣበሉ…