Fana: At a Speed of Life!

ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኢትዮጲያ ጥላሁን ከበደ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)  በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)  በዓል ትንሳኤ 2016 ዓ.ም ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ መከራን ሞትን፣ ግፍዕን ግዕዝይናን፣…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ሶማሌ ከተማ ቀብሪደሃር ኣገልግሎት በረራ ጀሚሩ። ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ ቀብሪደሃር ብተኸታታሊ ብዝወቕዐ ከቢድ ዝናብ ምኽንያት ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ብዘጋጠመ ጉድኣት እቲ ኣገልግሎት ተቋሪፁ ከምዝነበረ ተገሊፁ፡፡…

በዓል ስቕለት ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተኸቢሩ። እቲ በዓል ኣብ ካቴድራል ካቶሊክ ቤተክርስቲያን ልደታ ማሪያም ብዙሓት ተኸተልቲ እቲ እምነት ኣብ ዝተረኸቡሉ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታት…

መሸጣ ስልኪታት ኣይፎን ከምዝነከየ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ኩባንያ ኣፕል ዝኾኑ ስልኪታት ኣይፎን መሸጣኦም ካብ ኣውሮፓ ወፃእ ኣብ ኩለን ዕዳጋታት ሃገራት ዓለም ከምዝነከየ ተገሊፁ። እቲ ኩባንያ ከምዝሓሮ፤ ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2024 ካብ ዝኣቱ ንደሓር ኣብ ዘለዉ ናይ መጀመርታ ሰለስተ ኣዋርሕ…

ኣብ ሞንጎ ኢንዱስትሪን ፍርያትን ኣድላዪ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ይግባእ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪን ደላዪ ፍርያትን ዝረአ ክፍተት ንምምላእ ምትእስሳር ቀረብ ብምጥንኻር ልምዓት ምቅልጣፍ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ጉጅለ…

በዓል ዓርቢ ስቕለት ኣብ ዙሪያ ዓለም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለተ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብሃይማኖታዊ ኣስተምህሮታትን ፍፃታትትን ይኽበር፡፡ እቲ ዕለት ካብ ሞንጎ ዝኽበረለን ብዙሓት ሃገራት ድማ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሩሲያ፣ ግብፂ፣ ግሪኽ፣ እስራኤል፣ ቡልጋሪያን ካልኦትን…

ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ምርካባ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሲንፖዚየም ትካል ኣቪዬሽን ዓለም ብዙሓት ረብሓታት ከምዝረኸበት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት እናተኻደ ዝፀንሐ ዓለም ለኸ ሲንፖዚየም ትካል ሉላዊ ኣፈፃፅማ ኣቪዬሽን…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኽኽበር ምድላው ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ክርስቲያን በዓል ትንሳኤ ብሰላም ንኸኽብር ኣብ ኩለን ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ምድላዋቱ ብመዝዛም ናብ ተግባር ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነገትን ኣፍሊጡ፡፡ ህዝቢ ሰላምን ድሕንነትን ከባኡ ዝህውኹ ኣጠራጠርቲ…

መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምድማፅ ባጀት 2017 ዓ.ም ኣብያተ ዕዮ ፌዴራል ተጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴን ሚኒስትር ዴኤታ እዮብ ተካለኝ (ዶ/ር)ን ተረኺቦም። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ዕላማ ምድላው ባለት 2017 ዓ.ም መሪሕ ትልሚ…