ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጠረጴዛ ስልጣን እንተዘይበፂሐን ሙሉእ ፍትሒን ዴሞክራሲን ኣሎ ኣይበሃልን – ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሰረታዊነት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ጠረጴዛ ስልጣን እንተዘይበፂሐን ሙሉእ ፍትሒ፣ ሰላምን ዴሞክራሲን ኣሎ ኣይበሃልን ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ÷ ብብርኪ ዓለም ንመበል 113 ግዘ ኣብ ኢትዮጵያ ድማ ንመበል…