ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ረቂቕ ኣዋጅ መጣየሺ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ንመወዳእታ ጊዘ ንዘተ ቀሪቡ። ፖሊስ ፌዴራል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኢዩ እቲ ዘተ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፥ ንክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ተገሊፁ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሽግግር ቴክኖሎጂ ዘለዎ ዓቕሚ ፀንቂቑ ክጥቀም ወሳኒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ባይሳ በዳዳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ህንዲ ምስ ዝርከባ ዩንቨርስቲ ጄኤስን ዩኒቨርሲቲ…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ንቅቡልነት ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ በሪ ከምዝኸፈቱ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝሰናድኡ ኤግዚብሽናትን ባዛራትን ፍርያታት ውሽጢ ዓዲ ንምፍላጥን ምትእስሳር ዕዳጋ ንምፍጣርን በሪ ዝኸፈቱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ማእኸል ኤግዚቢሽን ኣዲስ ኣበባ ዝተኸፈተ̎ ምርኢት ንግዲ…
ቢዝነስ ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ-ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ከተማታት እተን ከተማታት ናብ ዝደለይኡ መገዲ ምዕባለ ንክበፅሓ ዘግብር ዕላማ ኣለዎ ከብላ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ገሊፀን። ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ፎረም ከተማታት፥ “ናይዚ ዘመን ከተማታት ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል…
ጥዕና መከላኸሊ መገዲታት ሕማም ሽኮርያ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሽኮያር ኣብ ጣፍያ ኢንሱሊን እንድሕር ዘይፈረዩ ወይ ድማ ብግቡእ እንተዘይሰሪሑ ኣብ ደምና ሽኮር እንትእከብ ዝፍጠር ሕማም ኢዩ። ክንምገብ ከለና፡ ሰብነትና ሓይሊ ወሃብቲ ምግቢታት (ካርቦሃይድሬትስ) ናብ ሽኮር (ግሉኮዝ) ይቕይሮም። ኣብ ጣፍያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ኣሎ Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 800 ሺሕ ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ይከፋፈል ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ እዋን ሓጋይ 2016 ዓ.ም ንዝካየድ መስኖን ዘበነ ምህርቲ 2016/17ን ዝውዕል ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ናብ ቤላሩስ መሳርሒ ኲናት ኒውክሌር ናይ ምብፃሕ ስራሓ ከምዝዛዘመት ሉካሼንኮ ተዛሪቦም Desta Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ናብ ቤላሩስ መሳርሒ ኲናት ኒውክሌር ናይ ምብፃሕ ስራሓ ከምዝዛዘመት ፕሬዚዳንት ቤላሩስ ኣሌክሳንደር ሉካሼንኮ ተዛሪቦም። ሉካሼንኮ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ዩሬዢያ ኢኮኖሚ ሩሲያ ትማሊ ምሸት ናብ ሴንት ፒተርስበርግ ኣቕኒዖም። ኣብቲ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትኹረት ዝጠልቡ ጉዳያት ምፍላይ ብእዋኑ ንኽዛዘም ርብርብ ክግበር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ምኽክር ትኹረት ዝጠልቡ ቀንዲ ቀንዲ ጉዳያት ብምፍላይ ኣብ ዝተደለየ እዋን ንኽዛዘም መዳርግቲ ኣካላት ርብርብ ክገብሩ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣብ ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ዝተገበረ ፀብፃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፈ ክረምቲ ካብ ዝተተኸሉ ፈልሲታት 85 ሚኢታዊ ዝኾኑ ከምዝፀደቑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2015 ዓ. ም እዋን ክረምቲ ካብ ሞንጎ ዝተተኸሉ ፈልሲታት 85 ሚኢታዊ ዝኾኑ ከምዝፀደቑ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ። ኣብ እዋን ክረምቲ 2015 ዓ.ም ካብ ዝተተኸሉ ፈልሲታት እቶም 57 ሚኢታዊ ንጥሙር ደኒን ፍረምረን ዝውዕሉ ፈለሲታት ዝተረፉ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያ ናይ ጦር መርከባ ብዝተፈፀመላ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Dec 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ሓንቲ ናይ ጦር መርከባ ኣብ ፀሊም ባሕሪ ብዝተፈፀማ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኣፍሊጣ። እታ መርከብ ሩሲያ ኣብ ትቆፃፀሮ ግዝኣት ክሬሚያ ኣብ ዝርከብ ወደብ ፊዮዶሲያ ከባቢ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ከምዝዓነወት ኢዮም ብ መዚ ሩሲያ ሓቢሮም ዘለዉ።…