ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር 6ይ ዘበን መረፃ 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 5ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ኣፈ-ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ኣሲያ ከማል÷ ነቲ ጉባኤ ብመደረ ከፊተን፡፡ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ ድማ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ…
ቢዝነስ ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኢንቨስትመንት ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ዑደት ኣሳሊጦም። እቲ ልኡኽ፥ ብምክትል ፀሓፊ ቀዋሚ ኮሚቴ ግዝኣት ጂሊ፣ ምክትል ሴክሬታሪ ጄኔራል ምምሕዳር ፉያንግ ዋንግ ፈሂሁ፣ ኣዶ መንበር ኮሚቴ ምትሕብባርን ሕውነትን ኢትዮጵያ ቻይና ቤቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ምምሕዳር ኤሌክትሮኒክስን ኣገልግሎት ዲጂታላይዜሽንን ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ሞስኮ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ እቲ መድረኽ ዘተ፥ ሃገራት ኣፍሪካ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ዝካየድ ዘሎ ስርዓት ኢኮኖሚ ንምዝማን ዝኸድኡ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ምስ ስፔን ዘለዋ ምትሕብባር ናብ ስትራቴጂካዊ ብርኪ ንምድንፋዕ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስፔን ዘለዋ ታሪኻዊን ሰፊሕን ምትሕብባር ናብ ስትራቴጂካዊ ብርኪ ንምድንፋዕ ድሌት ከምዘለዋ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡ ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኢትዮጵያ ፃንሒት ስረሖም ዝዛዘሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቦርድ መረፃ ዘይሻራውነቱ ሓሊዩ ልኡኽትኡ ንኽፍፅም ክሰርሕ ኢየ – ወ/ሮ ሜላተወርቅ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ናፅነቱን ዘይሻራውነቱን ሓሊዩ ልኡኽትኡ ንኽፍፅም ብቖራፅነት ንምስራሕ ከምዝተዳለዋ ኣካቢት እቲ ቦርድ ብምዃን ዝተሸማ ወይዘሮ ሜላተወርቅ ሃይሉ ገሊፀን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 9ይ ስሩዕ ኣኼባ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ስደተኛታት ዕዉት ተሳትፎ ምግባራ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝተኻየደ መበል 2ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ስደተኛታት ዕዉት ተሳትፎ ምግባራ ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ገሊፁ፡፡ ኢትዮጵያ ኣብቲ ጉባኤ ዝነበራ ተሳትፎ ብዝምልከት ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ…
ቢዝነስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ 5 ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ሲቲ ግሩፕ ሓሙሽተ ኣውሮፕላናት ንምግዛእ ዘኽእል ናይ 450 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ልቓሕ ተፈራሪሙ። እቲ ገንዘብ ንሓሙሽተ ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ምግዛእ ዘኽእል ከምዝኾነ ኣብ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ከንቲባ ከተማ ሻንጋይ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ልኡኸንን ምስ ከንቲባ ከተማ ሻንጋይ ጎንግ ዜንግ ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ን50 ዓመታት ዝዘለቐ ዲፕሎማሲያዊ፣ ኢኮኖሚያዊን ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኢትዮ-ቻይና ብዝኾነ ይኹን ኩነታ ፀኒዑ ናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ዕፁፅ ኣኼባ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። ናይ ሓደ ኣባል ቤት ምኽሪ ናይ ዘይምኽሳስ መሰል ብምዝታይ ምውሳን፣ ዝተፈላለዩ ሹመታት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቻይና ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ልዕሊ 100 ሰባት ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Dec 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ምዕራብ ቻይና ትማሊ ምሽት ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ብውሑዱ 116 ሰባት ህይወቶም እንትሓልፍ 220 ዝኾኑ ሰባት ከምዝቐፖሰሉ ተገሊፁ። ሰብ መዚ ቻይና ከምዝበሉዎ÷ ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 2 ዝተመዘገበ ምንቅጥቃጥ መሬት ትማሊ ፍርቂ…