ስፓርት መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ቻይና ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ዘመዝገበ ኮሙኒስት ፓርቲ፤ ታሪኻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ዓብዪ ጉያ ብሰላም ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 23 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ውድድር ዓብዪ ጉያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሃገራት ተሳተፍቲ፣ ኣምባሳደራት፣ ዕዱማት ኣትሌታት ከምኡ እውን 45…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ን122 ሃገራት ኣገልግሎት “Visa on arrival” ትህብ ከምዘላ ተገሊፁ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ን122 ሃገራት ኣገልግሎት “Visa on arrival” ትህብ ከምዘላ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ገሊፁ። እዚ ዓይነት ቪዛ፥ ሓደ ዜጋ ኣብ ዝኸደላ/ዝኣትዋ ሃገር ንዝህልዎ ሓፂር ፃንሒት ዝወሃቦ እንትኸውን፥ እቲ ቪዛ ንምርካብ ዘድልይዎ…
ስፓርት ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ጉስጢት ኢትዮጵያ ኣይተ ኢያሱ ወሰን ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ብምዃን ተሸይሞም። መበል 47 ስሩዕ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ ተሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ኣይተ ኢያሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓማዊል ሲቢኢ ኑር ዘቲዩ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ዓማዊል ሲቢኢ ኑር ዘቲዩ። መበል ዓስራይ ዓመት ሲቢኢ ኑር “ዕዉት ምዕራፍ፤ ብሩህ ተስፋ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖ፥ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልግሎት ባንኪ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ቆላሕታ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተዛሪቦም Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ኩለ መዳያዊ ርክብ ንምጥንኻር ቆላሕታ ተዋሂቡ ከምዝስራሕ ተዛሪቦም። እቶም ኣፈጉባኤ ንምክትል ኣቦ መንበር ቀዋሚ ኮሚቴ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ህዝቢ ቻይና ሎሳንግ ጊልትሰንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሃገራዊ ዘተ ዝጠመተ ልዝብ ምስ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ተሳሊጡ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዘቲዩ። እቲ ዘተ፥ “ግደን ተሳትፎን ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ንሃገራዊ ዘተን ምርድዳእን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተሓቢሩ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን መስፍን ኣርዓያ (ፕ/ር)፥ ዝተፈላለዩ…
ቢዝነስ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ቻይና ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ቴክኖሎጂ ትምህርቲ ቻይና ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ናይ ምስራሕ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ጃሰን ጂን(ዶ/ር) ዘቲየን። ብመሰረት እዚ እቲ ቤት ዕዮ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት እስራኤል ኣብ መዓልቲ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መካይን ናብ ጋዛ ንክኣትዋ ከምትፈቅድ ገሊፃ Desta Nov 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እስራኤል ኣብ መዓልቲ ክልተ ነዳዲ ዝፀዓና መካይን ናብ ወሽመጥ ጋዛ ንክኣትዋ ከምእተፍቅድ ኣፍሊጣ። እቲ ውሳነ እስራኤል ከምኡ ክትገብር ካብ ኣሜሪካ ብመሰረት ዝበፅሓ ፀቕጢ ከምዝኾነ’ውን ተገሊፁ። እቲ ዝበዝሕ ክኣቱ ዝተፈቐደ ነዳዲ፥ ረድኤት…