ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስብእና መንእሰይ ንምቕራፅን ሃገር ንምስጋር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ናይ ለውጢ ትውልዲ" ዝተብሃለ ስብእና መንእሰይ ንምቕራፅን ሃገር ንምስጋር ዝዓለመ ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ። ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)÷ እቲ ፕሮጀክት ቅን ቢዝነስ ግሩፕ ምስ ዝተብሃለ መንግስታዊ ዘይኮነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር 15 ተሽከርከርቲ ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል መድሕን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ዩኒሴፍ) ንቢሮ ጥዕና ክልል ዓፋር ሓሙሽተ ኣምቡላንሳት ሓዊሱ 15 ተሽከርከርቲ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ብተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣቡበከር ካምፖ ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ መናእሰይ ካብ ከባቢኦም ወፂኦም ብሄራዊ ሓድነት ዝፈጥሩሉ ወለንተናዊ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ምድላዊ ተዛሪቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ገሊፃ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ብጎንግ ዌቢን(ፕ/ር) ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ብሄራዊ ምምሕዳር ኣካዳሚ ቻይና ዘቲዮም። እቲ ዘተ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዕድጊት ኤሌክትሮኒክ ንዝግዝኡ ኣቑሑት ማእኸል ካርጎ ናብ ስራሕ ከእቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብስርዓት ዕድጊት ኤሌክትሮኒክ ንዝግዝኡ ኣቑሑት (ኢ-ኮሜርስ) ዝውዕል ማእኸል ካርጎ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ስራሕ ከምዘእቱ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው፥ እቲ ግልጋሎት ካርጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 132 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)132 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ብክልተ ዙር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ እናተመለሱ ምዃኑ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝገለፁዎ፥ ስደት…
ቢዝነስ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ‘ናትና ፍርያት’ ዝተባህለ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ዝቕፅል ታሕሳስ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ''ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና ንዓድግ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 3 ክሳብ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ፅሬት ዘለዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሊቢያ 600 ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ግብፃውያን ናብ ሃገሮም ክትምልስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝነብሩ 600 ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ግብፃውያን ናብ ሃገሮም ከምትምልስ ተገሊፁ። ክሳብ ቀረባ እዋን ኣብ ሊቢያ ዝርከቡ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ሓላፍነት ኤጀንሲታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ከምዝነበረ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብኹለ መዳይ መርኣያ ዝነበሩ መፍረይቲ ትካላት ቀልጢፎም ናብ ስራሕ ንክኣትው ክንድግፍ ኢና፥ ሚ/ር ዲኤታ ታረቀኝ ብሉልታ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ሲምፖዜም ምንቕቓሕ መፍረይቲ ትካላት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳን ካልኦት…
ቢዝነስ ሃገራዊ ዓቕሚ ፋይናንስ ናህሪ ዕዳጋ ከረጋግዕ ብዘኽእልን ዕድል ስራሕ ብዝፈጥርን ዓውዲታት ምውዓል ከምዝግባእ ተገሊፁ Desta Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ዓቕሚ ፋይናንስ ናህሪ ዕዳጋ ከረጋግዕ ብዘኽእልን ዕድል ስራሕ ብዝፈጥርን ዓውዲታት ምውዓል ከምዝግባእ ተገሊፁ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝነበሮም በዓል ሞያ ኢኮኖሚ ኣቡሌ መሃሪ (ዶ/ር) ፥ ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ብዘሎ ናህሪ…