ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ ልዕሊ 1 ሺሕ ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ፀገም ፀፅታ ተዛሚዱ ኣብ ቁፅፅር ዝወዓሉ 1 ሺሕን 52 ሰባት ስልጠና ተሃድሶ ብምውሳድ ናብ ስድረኦም ከምዝተሓወሱ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ላዕለዋይ…