ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ።
ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…