ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምዕባለ ዘይትካእ እጃም ኣለዎም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ናይ ምድማር መንግስቲ ኣብ ጉዕዞ ሃገራዊ ምዕባለ ግደ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘይትካእ እጃም ከምዘለዎም ብፅኑዕ ብምእማን ንተግባራውነቱ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 75 ዓመት…