ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ ትግራይ ዘሎ ክፍተት ብምምላእ ናብ ቅድሚት ክወስዱ ይኽእሉ ኢዮም ዝብል እምነት ብብዙሓት ኣካላት ዝተኣመነ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
ስነ ስርዓት ርኽክብ…