ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብመርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ፍርያት መዓር ንምድንፋዕ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ ቢሮ መራሒ ጉጅለ ምርባሕ ንህቢ፣ ሓሰኻ ሃሪን ዓሳን ኣይተ ጎሹ…
ቢዝነስ ፃዕሪ ሽግሽግ ዕዳ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ንትካላት ልምዓት መንግስት ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሽግሽግ ዕዳ ንኽግበር እናወነገነቶም ዝርከቡ ተግባራት ብዝምልከት ሚኒስቴር ገንዘብ ንዋና ዋና ትካላት ልምዓት መንግስቲ ገለፃ ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣንቲ እዋን፥ እተን ትካላት ምስ ኣጀንዳ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮ ቴሌኮምን ማስተር ካርድን ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ብሓባር ንምምሕያሽ ዝዓለመ ዘተ ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይዎት ታምሩን ፕሬዚዳንት ማስተር ካርድ ኣፍሪካ ማርክ ኤሊዮትን ሓደሽቲ ኣገልግሎታት ዲጂታል ፋይናንስ ንምጅማር ዕድላት ምትሕብባር ንምፍታሽ ዘኽእ ዘተ ኣካይዶም፡፡ እዚ ማዕቐፍ ምትሕብባር ፕላትፎርምታት ቴሌብርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ Gebremariam Weldegerima Mar 26, 2025 0 ጻውዒት ጥቆማ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ከምዝፍለጥ በመሰረት ሕገ መንግስቲ ፈዴሪኢ 62(9)፣ ከምኡውን በመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያን ኣብ ክልላት ምእታው ጣልቃ መንግስቲ ፈዴራል ንምድንጋግ ብዝወጸ አዋጅ ቁጽሪ 359/1995 መሠረት፣ ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ገበን ግዕዝይና ውፅኦታዊ ንክኾኑ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ምዝማን የድሊ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስራሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘጠናክር ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፅሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ኢትዮጵያን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት…
ጥዕና ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ክህብ ኢዩ Desta Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሽሕን 200 ወገናት ነፃ ምግፋፍ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ከምዝህብ ኣፍሊጡ። እቲ ሕክምና ካብ 2 ክሳብ 8 ሚያዝያ 2017 ዓ/ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ። ኣካያዲ ስራሕ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ኣይተ መረሳ ገብረስላሴ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ሕውነት ህዝቢታት ሶማሌን ዓፋርን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርክብ ህዝቢታት ክልላት ዓፋርን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር)፣ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…
ስፓርት ኣብ ቻይና ናንጂንግ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ናይ ጅግና ኣቐባብላ ተገይሩሉ Desta Mar 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቻይና ናንጂንግ ኣብ ዝተኻየደ መበል 20 ዓለም ለኸ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ውሽጢ ገዛ ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ሎሚ ንግሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ፡፡ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ ናይ ጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ፍሉይ ጠመተ ተዋሂቡ እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ደቡብ ወሎ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባ፣ ቃሉ፣ ከባቢ ደሴን ወረዳ ጋምቦን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ካብ ፈልሲ…