ዓወት ዓድዋን ግድብ ህዳሰን ኢትዮጵያዊያን ብሓድነት ዘዐወትዎም ዘበን ተሳገርቲ ዓወታት ኢዮም – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋን ግድብ ህዳሰን ኢትዮጵያዊያን ብሓድነት ዘዐወትዎም ዘበን ተሳገርቲ ዓወታት ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም።
እቲ ግድብ፥ ኢትዮጵያውያን ሓድነት፣ ኣተሓሳስባ ኣይከኣልን ብምስዓር ብተግባር…