Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ነቲ…

ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ካጃ ካላስ ኣብ ጆሃንስበርግ ዘቲዮም። ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽን ዘበናዊ ፓስፖርት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽ ፓስፖርት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኤሌክትሮኒክ ፓስፖርት ተግባራዊ ምግባርና ምስሊ ሃገር ካብ…

እንግሊዝ ንምዕባለ ካፒታል ዕዳጋ ኢትዮጵያ ደገፍ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጀመረ ካፒታል ዕዳጋ ክብ ንምባ|ል እንግሊዝ ደገፍ ከምእትገብር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ኣንጄላ ሬይነር ገሊፀን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓውዲ መትሕብባር ኢኮኖሚ ክልቲአን ሃገራት ቆላሕታ…

ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ኖርዌይ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኖርዌይ ኤስፒን ባርት ኣይድ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ምትሕብባራት ጠሚቶም ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ሰላምን ፀፅታን ቀርኒ ኣፍሪካ ብምድሃብ ከምዝተዛተዩ…

ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሩሲያን ብቁጠባዊ ሃፍቲ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ብኣዶ መምበር ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ፌዴራል ሩሲያ ጉባኤ ቫለቲና ማትቬንኮ ምስ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምክልኻል እናተሳተፈት ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምክልኻል ኣብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስን ዓውደ ምርኢትን ምክልኻል ይሳተፍ ኣሎ፡፡ እቲ ዓውደ ምርኢትን ኮንፈረንስን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 21 ለካቲት…

12 ለካቲት ዘበን ተሳጋሪ ፅንዓትና እነርእየሉ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)12 ለካቲት ዘለና ፍቕሪን ዘበን ተሳጋሪ ፅንዓትናን እነርእየሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላ ገሊፆመ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ 12 ለካቲት ረብሓ መስዋእትነትና እነርእየሉ ዕለት ኢዩ…

ካብ ናይ ትማሊ ሓርበኛ ኣቦታት ዝተመሃርናዮ ንባዕልኻ ብምስዋእ ሃገር ምንባር ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ናይ ትማሊ ሓርበኛ ኣቦታትናን እኖታትናን ዝተመሃርናዮ ንባዕልኻ ሰዊእኻ ሃገር ምንባር እምበር ሃገር ሰዊእኻ ርእስኻ ምንባር ኣይኮነን ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፀን፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ…

ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ብኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሩሲያ ቫለንቲና ማትቪዬንኮ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያን ሩሲያን ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ታሪኽን ባህሊን ከምዘለወን ዘልዓሉ ኣፈ-ጉባኤ…