Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መፍረያይት ሕርሻ ዘደንፍዕ ፖሊሲ ብምትግባር ውሕስና ምግቢ ካብ ምርግጋፅ ሓሊፉ ብዘላቕነት ርእሳ ንምኽኣል እናሰርሐት ምዃና ገሊፃ፡፡ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ብምግቢ ርእሳ ንምኽኣል ትገብሮ ፃዕሪ ኣመልኪቱ መግለፂ…

ጉዕዞ ምንስዕርራ ኢትዮጵያን ዝዕወት ብጥንካረ ትካላትና ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉዕዞ ምንስዕርራ ኢትዮጵያን ዝዕወት ብጥንካረ ትካላትና ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር÷ “ተፀዋዕነቶም ንቀዳማይ ሚኒስትር ዝኾኑ ኣፈፀምቲ ኣካላት ኣፈፃፅማ መንፈቕ ዓመት በጀት…

ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልኡኽ ዓለም ለኸ ርክብ ፓርቲ ኮሚኒስት ቻይና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ዑደት ኣሳሊጡ። እቶም ኣባላት ልኡኽ፥ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው…

ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት ይሰርሕ ኣሎ – ሰላማዊት ካሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘፈር ውልቀ ኣብ ቱሪዝም ንኽሳተፍ መንግስቲ ብትኹረት እናሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን፡፡ እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ኣሰናዳእነት ኣብ ዝቐርብ ”ኢትዮጵያ ኢን…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈፃፅማ ስራሕ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ይሰምዕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ስራሕ ሰለስተ ዓመት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ይሰምዕ ኣሎ፡፡ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዝወገኖም ተግባራት…

ንመላእ ህዝቢ ትግራይ፥ እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሓኩም!

ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ትግራዎትን ፈተውቲ ህዝቢ ትግራይን እንኳዕ ንበዓል ለካቲት 11 አብፀሐኩም። ሃገርና ዘበናት ዘቊፀረት ገዚፍ ታሪኽን ፅኑዕ ፀረ-ባዕዳዊ ወራር መርገፅ ዝነበራን ዘለዋን ሃገር እያ። ኣብ ዝተፈላለዩ ዘበናት፣ ሃገር ናይ ምምራሕ ዕድል ዝረኸቡ መራሕቲ…

መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ተስፋሁን ጎበዛይ ብዛዕባ እቲ ጉባኤ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ…

መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ መበል 42 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደደጋ ኢትዮጵያ ኢዩ፡፡ እቲ ኣዋጅ በቲ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዩናይትድ ኪንግደም ኣንጄላ ሬይነር ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣቀባብላ ገይረሙለን። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ብዓወት ንክዛዘም ዝከኣሎም ንዝገበሩ ኩሎም አመስጊኖም። እቶም ቀዳማይ  ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…