ኣብ ትግራይ ን30 ሽሕ ህፃናት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ምብሳር ምግብና ተምሃሮ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሸሞንተ ከተማታት ክልል ትግራይ ን30 ሽሕ ህፃናት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ምብሳር ምግብና ተምሃሮ ሎሚ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ፃባን ርግኦን ዝተሓወሶ ሃናፃይ ምግቢ ንህፃናት ተምሃሮ ዝወሃበሉ አንትኸውን፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ…