ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሴክተር ጉባኤ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅድመ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሴክተር ጉባን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ፡፡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን እሸቱ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ ከተማ ጅማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጅማ ዝተኻየደ ልምዓት ኮሪደር ዝተሓብአ ፅባቐ እታ ከተማ ብዝበለፀ ንክደምቕ ገይሩ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ጅማ ዝነበሮም ፃንሒት ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Jan 25, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ካብ ምኽባር ብተወሳኺ ንምዕባለ እዚ ቀጣና ግደ መሪሕነታ ትዋፃእ ኣላ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው፥ ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓ ዘኽበረ ንቀርኒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም Desta Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ዞባ ዳውሮ ዝተሃነፀ ፋብሪካ መሕፀቢ ፈሓም እምኒ ልምዓት ዕደና ኢቲ ኣ.ማ መሪቖም ከፊቶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ፋብሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገር መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ኣየር ወለድ ንሉኣላዊነት ሃገርን ንኽበሪ ህዝቢን ልዑል መስዋእቲ ዝኸፈሉ ሰብ ውዕለታ ሃገር ኢዮም ክብሉ ኣዛዚ እዚ ኮማንዶን ኣየር ወለድን ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ ገሊፆም፡፡ ሌተናል ጄኔራል ሹማ ኣብደታ ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣየር ወለድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ዘለወን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ገንዘብ ቻይና ላን ፋ ኦንን ምክትል ኣቦ መንበር ብሄራዊ ልምዓትን ኮሚሽን ሪፎርምን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ብቐንዱ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ስመኝ ውቤ ዋና ሓባሲት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ብምዃን ተመሪፀን Desta Jan 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ወ/ሮ ስመኝ ውቤ ዋና ሓባሲት ንብዓት ትካል ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ብምዃን ብኣብዝሓ ድምፂ ተመሪፀን። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ምክትል እቲ ትካልን ሓባሲ ንብዓት እቲ ዓውዲን ብተመሳሳሊ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምሕደራን ኣገልግሎትን ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ዝበረታታትዑ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣገልግሎትን ምሕደራን መንግስቲ ዝረኣዩ ፀገማት ብመሰረታዊነት ንምፍታሕ ዝተጀመሩ ስራሕቲ ምድላውን ትግበራን ሪፎርም ዝበረታታዕ ከምዝኾኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ዓቢዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ርዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራምባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳይ ርክብ መንግስታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር – ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ምርድዳእ ዘይምህላው ንዕንወትን ንሽርሒ ናይ ወፃኢ ፀላእቲን ተቓላዕቲ ይገብር ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌድዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ “ተሳትፎ ዜጋታ ንዕዉት መካተቲ ሃገራዊ ምኽክርን ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን” ብዝብል መሪሕ…