Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ቻይና ምስ ዝገብሩዎ ዑደት ጎድና ጎድኒ ምስ ላዕለዎት ኣመረርሓ መሰረተ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ባንክን ኤስያ ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ምቹው ሃዋህው ኢንቨስትመንት ከምዘሎ እቶም ሚኒስትር…

ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ዘድሀበ ፎረም ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ብሄራዊ ምርድዳእ ትኹረት ዝገበረ ፎረም ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ፎረም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በቢወርሑ ዝሰናዳእ እንትኸውን÷ ዜጋታት ብመራኸብቲ ሓፋሽ ዴሞክራሲያዊን ናፃ ሓሳብን ንምስጓም ከይዲታት ንኸዓብዩ ዝግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ…

ኣብ ወረዳ ጋንታኣፈሹም ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ብልዕሊ 50 ሚሊየን ብር  ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ትግራይ ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ጣብያ ሓድነት ብበዓል ሃፍቲ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ህንፀት ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ…

ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዓዝ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተዓደገ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ንዝቕፅል ዘበነ ምህርቲ ነቲ ክልል 1 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ…

ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩላህና ብፍቕሪን ሓድነትን ብምስላፍ ንሰላምን ምዕባለን ሃገር ትፅቢት ዝግበረልና ክንፍፅም ይግባእ ክብሉ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘ ኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ገሊፆም።…

በዓል ጥምቀት ኣብ መልላእ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል፥ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ምእመናን፣ ኣጋይሽን ኣብ ዝተረኸብሉ ብቕዳሰ፣ ፀሎትን ካልኦት ሃይማኖታዊን ባህላዊን ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…

ኣስተምህሮ ጥምቀት ንህንፀት ሃገር ብምጥቃም፣ ባህላዊ ክብሩ ብምጉልባትን ህብረ ብሄራዊነቱ ብምጥንኻርን ነቲ በዓል ነኽብር -ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ጥምቀት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ጥምቀት ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ህብረ ብሄራዊን በዓልና ኢዩ ኢሎም። ኣብ ሃይማኖታዊነቱ፥ ኢየሱስ…

ህንፃ ፋሲል ነባር ትሕዝቱኡ ሒዙ ብምሕዳስ ናብ ዝነበሮ ግርማ ተመሊሱ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥንታዊ ህንፃ ፋሲል ነባር ትሕዝቶኡ ሒዙ ብምሕዳስ ቀደም ናብ ዝነበሮ ግርማ ሞገስ ተመሊሱ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ጎንደር እምነት፣ መንግስቲን ህብረ…

ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ምስ ልኡኽ ቤት ምኽሪ ኢራን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ምስ ብኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኢራን ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ክልቲአን ሃገራት ናይ ነዊሕ እዋን ምሕዝነት ዘለወን ከምዝኾና ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ገሊፆም፡፡ እቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ዘተ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ኢኮኖሚ ንምንቕቓሕ ዓብዪ ኣስተዋፅኦ እናገበረ ከምዝርከብ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መዓልቲ ዓማዊል ምኽንያት ብምግባር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ…