Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ከተማ መቐለ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ፀገም ምውጋድ ረሳሕ ፈሳሲ ከተማ መቐለ ንምቕራፍ ዘኽእል ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን ረሳሕ ፈሳሲ ከም ዝህነፅ ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 10 ሚሊየን ዶላር  ከምዝህነፅ ሚኒስቴሪ ማይን ኢነርጅን ፌዴሪኢ ምስ መዳርግቲ…

ኣብ ትግራይ 50 ሚኢታዊ ዝራእቲ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ 50 ሚኢታዊ ዝራእቲ ዘበነ መህርቲ 2016/17 ከምዝተኣከበ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣበራ ከደነው፥ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ልዕሊ ዝራእቲ ጉድኣት ንከየብፅሕ…

ኮሚሽን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ሕብረት ኣውሮፓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ምርግጋእን ክፍጠር ብምግባር ሃናፂ ኣስተዋፅኦ ከምዝህልዎ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ንኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም-ኢመስበርገር…

ከተማታት ንናብራ ምቹዋት ንምግባር ኣብ ዝስራሕ ስራሕ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማታት ንምዕባለን ናብራን ብዝበለፀ ምቹዋት ንምግባር ካብ ቀዳማይ ምዕራፍ ልምዲታት ብምውሳድ ትርጉም ዘለዎ ስጉምቲ ሰጒምና ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ኢትዮጵያ ንእትገብሮም ፕሮጀክታት ምክልኻል ክሌማዊ ለውጢ ማሕበረሰብ ዓለም ሓገዝ ክገብር ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ  ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋርን ንምክልኻልን እናወገነቶም ንዝርከቡ ፕሮጀክታት ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ክገብር ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም፡፡ እቲም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ…

ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን ኢትዮጵያ ዘርኢ መካነ-ርእይ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ኮፕ29 ኢትዮጵያ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ስራሕቲ ሓለዋ ከባቢን እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕ ዘርኢ መካነ-ርእይ (ፓቪሊየን) ብፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ተመሪቑ ተኸፊቱ። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን…

መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ክኽበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብብርኪ ሃገር፣ ኣብ ክልላትን ክልቲአን ምምሕዳር ከተማታትን ንኹሉ ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መልክዑ ከምዝኽበር ተገሊፁ። ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን እቲ በዓል ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ሃገር…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኮፕ29 ንምስታፍ ንብ ኣዘርባጃን ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ)(ኮፕ 29) ንምስታፍ ንብ ኣዘርባጃን ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ሃይደር ኣሊየቭ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጥዕና ኣዘርባጃን ቴይሙር ሙሴየቭ ሓዊሱ…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ መርካቶ እንታይ ኣጋጢሙ…?

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ መርካቶ ሕደ ሓደ ነጋዶ ንብረት ክውረስ ኢዩ፤ ድንኳንና ክዕፆ ኢዩ ኣብ ዝብል ምድንጋር ይርከቡ። እቲ ምድንጋር ካበይ መፂኡ ዝብል ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ብዝገበሮ ምፅይ፤ ብደረሰኝ ክተዓዳደጉ ዝግበኦም ነጋዴ ብደረሰኝ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዝተፈላለዩ መዘናታቶም ሃገራት ኣፍሪካ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትራት ወፃኢ ናሚቢያ፣ ጊኒ፣ አንጎላን ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዘተ፥ ኣብ ሩሲያ…