Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ዘላቒ ስራሕ ግብርና ዝተርኣየ ስጉምቲ ኢትዮጵያ ኣብ”ካብ ጥምየት ነፃ ዓለም” ጉባኤ ቀሪቡ- ጠ/ሚ ዐቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘላቒ ስራሕ ግብርና ዝተርኣየ ስጉምቲ ኢትዮጵያ ኣብ”ካብ ጥምየት ነፃ ዓለም” ጉባኤ ቀሪቡ ክብሉ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጉባኤ “ካብ ጥምየት…

ጥምየት ዝተሓባበረ ዓለም ለኸ ምላሽ ዘድሊዮ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥምየት ዝተሓባበረ ዓለም ለኸ ምላሽ ዘድሊዮ ኢዩ ክብል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ “ካብ ጥምየት ነፃ ዓለም” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ክሌማዊ…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሃገረይ ክትግበር ይደሊ ኢየ – ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፍልፍል ሓሳብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) እናተተግበረ ዝርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ሃገሮም ክትግብሩ ከምዝደልዩ ቀዳማይ ሚኒስትር ጊኒ ኣማዱ ኡሪ ባህ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣማዱ ኡሪ ባህ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…

ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ናብ ተግባር ንምእታው ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱምን መቓብር ቦታ ነገስታትን ናብ  ተግባር ንምእታው ስምምዕነት ውዕሊ ፅገናን ርኽክብ ቦታን ተኻይዱ። በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ ሓወልቲ ኣኽሱም ቁፅሪ ሰለስተን ኣብ ትሕቲኡ ዝርከቡ ናይ ነገስታት መቓብርን ንምፅናዕን…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ምስ ፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳ ባዮ ኣብ ክልተኣዊ ጉዳያት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓለለፉዎ መልእኽቲ÷ “ንፕሬዚዳንት ሪፐብሊክ ሴራሊዮን ጁሊየስ…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ንዶናልድ ትራምፕ መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዶናልድ ትራምፕ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ብምዃን ብምምራፆም መልእኽቲ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ቀፃሊ ርክብ ክልቲአን…

ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝዓደጋ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ኣዲስ ኣበባ ኣቲያ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኩባኒያ ኤር ባስ ዝዓደጋ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ካብ ፈረንሳይ ቱሊስ ብምብጋስ ኢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ…

ካፒታል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ክብ ዘብል ረቂቕ ኣዋጅ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ 4ይ ስሩዕ ኣኼባ ፅዕንቶ ዕዳ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝንኪን ካፒታሉ ክብ ዘብልን ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ፡፡ ኣብቲ ባይቶ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ትካላት ልምዓት ካብ ባንኪ ንግዲ ዝወሰዱዎ…

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ዓመታት ኣብ ሽግግር ግብርናን ፍሪያትን ጠሚትና ዝሰራሕናዮ ስራሕቲ ተስፋ ዝህቡ ውፅኢታት ኣምፂኡ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ካብ ጥምየት ነፃ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኮንፈረንስ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሓዊሱ፥ ኣቦ መንበር ኮመኒሽን ሕብረት ኣፍሪካ…

ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፕሮጀክት ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ከምዝጅመር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቛሪፁ ዝፀንሐ ፕሮጀክት ፅገና ሓወልቲ ኣኽሱም ከምዝጅመር ተገሊፁ። እቲ ፅገና፥ በዓል መዚ ቅርስታት ኢትዮጵያ ምስ ኤም ኤች ኢንጅነሪንግን ስትድዮ ክሮቺ ጣልያን ብምትሕብባር ከምዝካየድ ተሓቢሩ። ብሰንኪ ኮቪድ-19ን ዝነበረ ኲናትን ተቛሪፁ…