ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ሰላም ሃገራት ዋጋ ከፊላ ኢያ – ብ/ጀ ፖውል ንጂማ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ዔፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዞባዊ ሰላምን ምርግጋእን ልዑል ዋጋ ከምዝኸፈለት ዳይሬክተር ተተካኢ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ብርጋዴር ጀነራል ፖውል ንጂማ ገሊፆም፡፡ ምስ ጥምረት ምኽባር ሰላም ኣህራዊና ዞባዊን ሓይሊን ትካልትን ብምዃን ሃገራት ፀኒዐን ንኽቕፅላን ዘላቒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ብዕሊ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝራእቲ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ ከይጥቅዑ ብብርኪ ክልል ዝሳለጥ ወፍሪ ዓፂድ ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንትን ሕርሻን ቃላሚኖ ዝተዘርኡ ዝራእቲ ብምዕፃድ ብዕሊ ተጀሚሩ። ሓላፊ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኢያሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃፍቲ ማይ ብዝግባእ ብምጥቃም ብብቕዓት እንትንመርሕ ንጎረባብቲ ሃገራት ምዕባለ እንሕግዘሉ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይና እንትንሕሉን ብብቕዓት እንትንመርሕን ናይ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነስ ንጎረባብቲ ሃገራት እውን ምርግጋእን ምዕባለን እንሕግዘሉ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ዘሰናደኦ ንክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውሕመ ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Nov 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ኣገንዚባ። ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ዝተኻየደ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ውፅኢቱ ኣመልኪቱ ብቀዋሚ ልኡኽ ሩሲያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ዝተብሃለት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ፡፡ እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኩባንያ ኤር ባስ ዝርከባ ”Ethiopia Land of Origins” ብዝብል መፀውዒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Desta Nov 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሪክስ ኣብ ዓለም ለኸ ኣጀንዳታት ሓበራዊ ቅዋም ስለዝሕዝ ንኢትዮጵያ ፅቡቕ ዕድል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሓላፊ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ መሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ዝመርሕኡ “ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ ዝግበር ቅድመ ምድላው ዝምልከት ዘተ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምትእንጋድ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ንምግምጋም ዘኽእል መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ካብ 30 ትካላት ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚቴ ተሳቲፎም፡፡ ኣካቢት ኮሚቴ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 5 ሽሕ ወፃእተኛታት በፃሕቲ ዓዲ ዑደት ኣካይዶም Desta Nov 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝሓለፈ ዓመት 5 ሺሕን 265 በፃሕቲ ዓዲ ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለዩ መስሕባት ቱሪዝም ዑደት ከምዘካየዱ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ። ብተወሳኺ ልዕሊ 116 ሽሕ በፃሕቲ ውሽጢ ዓዲ አውን ኣብቶም መስሕባት ቱሪዝም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቅዋም ኢትዮጵያ ምስ ኩሉ ብምትሕብባርን መትከል ሂብካ ምቕባልን ምንባር ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅዋም ኢትዮጵያ ምስ ኩሉ ብምትሕብባርን መትከል ሂብካ ምቕባልን ምንባር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዲፕሎማሲ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ገሊፆም። ኢትዮጵያ ማእኸል ሓይሊ ኣፍሪካ ኢያ ብምባል፥ ካብ ባዕላ ብተወሳኺ ንልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2016 ዓ.ም 8.1 ዕብየት ከምዝተመዝገበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም Desta Oct 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት መብርሂ ይህቡ ኣለዉ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን…