Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ 2017 ዓ.ም ብኹሎም ዓውዲታት ጭቡጥ ለውጢ እነመዝግበሉ ዓመት ክኸውን ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኘሬዘዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ 27 መሰከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ፌዴሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ዘቕረብዎ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ሞሽን ድጋፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ የድምፅ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛ ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ይግበረሎም – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋሽ ሃገራዊ ሓድነት ዘጠናኽር ትኽክለኛን ሚዛናዊን ፀብፃብ ክሰርሑ ትፅቢት ከምዝግበረሎም ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። "ሚዲያ ንብሄራዊ ተረኽን ህንፀት ሃገርን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣመራርሓን ሰብ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ናብ ቡሩንዲ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ፅባሕ ኣብ ዝካየድ መበል 23 ጉባኤ መራሕቲ ሓበራዊ ዕዳጋ ሃገራት ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ (ኮሜሳ) ንምስታፍ ናብ ቡሩንዲ ቡጁምቡራ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ መልቾይር እንዳዳዬ…

ኢትዮጵያ ናበ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን ትጓዓዝ ኣላ – ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ብምጥቃም ኢትዮጵያ ናብ ሙሉ ዲጂታል ቆፀራ ህዝቢን ገዛን እናተጓዓዘት ትርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ 9ይ ኮሚሽን ስታትስቲክስ ኣፍሪካ “ኣፍሪካዊ ፈጠራ ኣብ ልምዓት ስታቲስቲክስ ምልማዕ”…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ 4ይ ዓመት ዘበን ስራሑ 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ 3ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከካይድ ኢዩ፡፡ ኣብቲ ስሩዕ ኣኼባ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ…

ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማና ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ  – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝደንፈዐ ታሪኽ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘኽብር ቀረብ ቱሪዝም ንምዕባይ ኣብ ሞንጎ ኩሎም መዳርግቲ ኣካላተ ዝተዋደደ ፃዕሪ ወሳኒ  ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም። ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ፍፃመታት…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሹመት 5 ሚኒስትራት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ፌዴሪኢ ሎሚ ኣብ ዘሳልጦ ዘሎ ስሩዕ ኣኼብኡ ህዝቢ ሹመት ሓሙሽተ ሚኒስትራት ብኣብዝሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቶም ሹመኛታት፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ፍትሒ ሃና ኣርኣያ ስላሴ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ምትሕብባር ፋይናንስ ማክታሃር ዲዮፕን ምክትል ኤጀንሲ ኩለ መዳይ ውሕስና ኢንቨስትመንት ኢትዮጲስ ተፈራን  ዘቲዮም። እቲ ዘተ፥ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ከምኡውን ምስ…

ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ክህሉ ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን ካልኦት ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራትን ፍትሓዊ ቀረብ ፋይናንስ ንኽረኽባ ክሰርሕ ከምዝግበኦ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣገንዚቦም። ጎድና ጎድኒ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ እናተኻየደ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ…