ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ዝደልዩ ኣብ ሊባኖስ ዝርከቡ ዜጋታት ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብዝተወለዐ ቅልውላው ምኽንያት ኢትዮጵያውያን ጉድኣት ከይበፅሖም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ንምግባር ምዝገባ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ቤት ፅሕፈት ቆንስል ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ሊባኖስ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ሊባኖስ ብዘጋጠመ ኲናት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንጎ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ክልቲኣዊ ርክብ ዘጠናኽር ስምምዕነት ከምዝተገበረ ተገሊፁ። Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝተመረሐ ጉጀለ ልኡኽ አብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር አወል አርባን ካብኔኦምን ተዛቲዩ። ኣባል ጉጀለ ልኡኽን ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ከምዝርከብ ኣርኢዩ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝሓለፉ ክልተ ኣዋርሕ ፖሊሲ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ዕዉት ኣፈፃፅማ ምዃኑ ከምዘርአየ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፥ “ኮሚቴ ማክሮኢኮኖሚ ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ተኣኪቡ ኣካል መመሓየሺ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ፈጣሪ ንፍጥረታት ዝገበሮ ኩሉ ምስጋና ዝቐርበሉ ናይ ሰላምን ሕውነትን በዓል ኢዩ – ኣባገዳታት Gebremariam Weldegerima Oct 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ፈጣሪ ንፍጥረታት ዝገበሮ ኩሉ ምስጋና ዝቐርበሉ ሰላምን ሕውነትን ብዝበለፀ ዝጠናኸረሉ በዓል ከምዝኾነ ኣባገዳታት ገሊፆም። በዓል ኢሬቻ ምስ ምስ ስርዓት ገዳ ጥቡቕ ምትእስሳር ዘለዎ እንትኸውን÷ ህዝቢ ኦሮሞ ምድሪን ሰማይን ንዝፈጠረ ፈጣሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ Desta Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ካርቱም ኣብ ልዕሊ መንበሪ ቤት ኣምባሳደር ሕቡራት ኤሜሬትስ ዓረብ ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ኣውጊዛ። ኢትዮጵያ ኣብ ሱዳን ዘለዉ ኩሎም ወገናት፥ ዓለም ለኻዊ ዲፕሎማሲያዊ ደንብታት ንከኽበሩን ዲፕሎማቲክ ሰራሕተኛታትን ትካላትን ንሓደጋ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢሬቻ ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢሬቻ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ቢሸፍቱን ብድሙቕ ኩነታት ንክኽበር ኣካላት ፀፅታን ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ተገሊፁ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣከባብራ መስቀል ደመራ ገምጊሞም። ድሕሪ እቲ ገምጋም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Oct 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ዓፋር መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ መድረኽ ካብ 49 ወረዳታት ዝተውፃእፅኡ 802 ተወከልቲ ሕብረተሰብን 771 ተወከልቲ መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ፡፡ ከካብ ወረዳኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዘበናዊ ስርዓት ምሕደራ ፕሮጀክት መፈፀሚ ዝውዕል 70 ሚሊየን ዶላር ስምምዕነት ገንዘብ ምስ ባንኪ ዓለም ተፈራሪማ። እቲ ገንዘብ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝኽፈል እንትኸውን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ስራሕቲ ምሕደራ ንምቅልጣፍን ንምዝማንን ከምዝውል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ዝርከቡ ዜጋታት ኣብ ግብርና ከተማ ንክዋፈሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕርሻ ከተማ እናተሳተፉ ዝርከቡ ብዝበለፀ ንኸጠናኽሩን ካልኦት እውን ኣብዚ ዘላቒ ፅባሕ ከተማታት ኣብ ዘረጋግፅ ተግባር ንኽሳተፉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ይህብ-ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም Desta Sep 30, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣፍልጦ ዝረኸበ ዓሌት ጣፍ ኣኽሱማዊት(Dz_cr_429(Ril.7) ኣብ ሓደ ሄክታር ካብ 20 ክሳብ 30 ኩንታል ምህርቲ ከምዝህብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥…