ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተገበሩ ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ንመልማዕቲ ሓድሽቲ ዕድላት ከምዝኸፈቱ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዝገበረቶም ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ንመልማዕቲ ሓድሽቲ ዕድላት ከምዝኸፈቱ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ኣገንዚቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ቤጂንግ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ልዑል ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዘሰናደአቶ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ዘላቒ ልምዓት ከተማታት ንትራንስፎርሜሽን ኣፍሪካ ኣጀንዳ 2063" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ቀዳማይ ፎረም ከተማታት ኣፍሪካ ኣብ ዝኽ ዓወት ዓድዋ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ ፎረም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጉዕዞ ዕቤት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንታት ቻይና ቁልፊ ግደ ተፃቶም ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉዕዞ ዕቤት ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንታት ቻይና ቁልፊ ግደ ተፃቶም ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቻይና ቤጂንግ ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ጉባኤ ምትሕብባር ቻይና - ኣፍሪካ ከምዝሳተፉ ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ቢል ጌትስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ ምስ መስራቲን ኣቦ መንበርን ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስ ዝኾኑ በዓል ሃፍቲ ቢል ጌትስ ተዛረቲዮም። ቢል ጌትስ ምስ ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዲጂታል ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ Desta Sep 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሪሕ ሓሳብ መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣተሓባባሪ ኮሚቴ እቲ በዓል ሎሚ ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ “ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ እቲ በዓል ከምዝኽበር ኣፍሊጡ። ኣፈ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ጉባኤ ሰገናትን መናእሰይን ጥዕና መናእሰይን ኣብ ሙዚየም ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ተበፃሕነትን ፅሬትን፡ ምላሽ ዝህብ ስርዓት ጥዕና ንኹሎም ንሰገናትን መናእሰይን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ Gebremariam Weldegerima Sep 1, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ መበል 47 ዓመት ምስረታ በዓል እዚ ምብራቕ ኣመልኪቱ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ዓውደ ውግእ ዘርኢ ዓውደ ምርኢት ተኸፊቱ። ኣብ ከተማ ሃረር ኣብ ዝርከብ ወታደራዊ ሙዚዬም እዚ ምብራቕ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት÷ ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕንነት ቨርቹዋል መረዳእታ ምሕላው ሉእላውነት ሃገር ንምሕላው ንዝስራሕ ስራሕ ምሉእነት ክህልዎ ዝገብር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ…
ቢዝነስ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ- ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ Desta Aug 31, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ንምዕባለ ሃገር ወሳኒ ብፅሒት ኣለዎ ከብሉ ሚኒሰትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ ኣብ ቀረባ እዋን እቲ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…