Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ እንተወፊርና ኣኽሱም ናብቲ ንቡር ስልጣነኣ ክንምልሳ ንኽእል ኢና -ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፥  ኩላትና ተጋሩ ብሓደ ልቢ…

ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሶማሊያ ዝተፈጠሩ ዘይምርድዳእ ብዲፕሎማሲያዊ መገዲ ናይ ምፍታሕ ባህጊ ኣለዋ ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። ፖሊሲ ርክብ ወፃኢ ኢትዮጵያ ማእኸሉ ምስ ጎረባብትና ዘለዋ ርክብ ኢዩ ክብሉ እቶም ሚኒስትር…

መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ "ፍትሓዊን ፅሬት ዘለዎን ትምህርቲ ንኹሉ" ብዝል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ፡፡ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብቲ እዋን÷ ኣብ…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ይኽበር ኣሎ።   በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ዝኽበር…

ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግበራ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ተሳትፎ ዓውዲ ውልቀ ልዑል ዓቕሚ ኣለዎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ተዛሪቦም። “ናይ ኢትዮጵያ ይዓድጉ” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝተፈላለዩ ኩነታት ክካየድ ዝቐነየ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሳለጠ ዓለም ለኸ ሴሚናር ኣብ ዕዉትነት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዘለዋ ተመክሮ ኣካፊላ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጅጌ (ዶ/ር)፥ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዝካየዱ…

በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀት ፅባሕ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነሓሰ 24 ዝኽበር በዓል ዓይኒ-ዋሪ ባህላዊ፣ ሃይማኖታዊን ታሪኻዊን ትሕዝቱኡ ከይተበረዘ ብፍሉይ ድምቀትን ንምኽባር ዘኽእል ምድላዋትከምዝተወገነ ተገሊፁ። በዓል ኣሸንዳ/ማሪያ 16 ነሓሰ ኣብ መብዛሕቲአን ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ዝኽበር…

ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጉጅለ ግብረ ራዕዲታት ዝተረኸበ ውፅኢት ኣብ ሓደጋ ዘውድቑ ተግባራት ከምዘይትዕገስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዞባዊ እዋናዊ ጉዳይ ብዝምልከት ኣማሲዩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኢትዮጵያ ኣፋላለያት…

ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ማይ ሰሓብቲ ማይ ንምቕራብ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ሰሓብቲ ማይ (ፓምፕታት) ዝናብ ዝሓፅሮም ከባታት ማይ ንምምጣጥ ይኹን ንስራሕቲ ሕርሻ ወሰንቲ መሳርሒታት ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ኣብ ኮትዲቯር ኣቢጃን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ውፅኢት ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ውፅኢት ክልላዊ ፈተና 8ይ ክፍሊ ዕላዊ ከምዝኾነ ኤጀንሲ መረጋገፂ ፅሬት ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም 114 ሺሕን 600 ተምሃሮ ፈተና ሻምናይ ክፍሊ ከምዝወሰዱ…