Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣንፈት ብዝሃ ዓውዲ ኢኮኖሚ ፓርቲና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣንፈት ብዝሃ ዓውዲ ኢኮኖሚ ፓርቲና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን እቲ ፓርት ኣብ…

መረፃ ብሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ዴሞክራሲያዊን መገዲ ንምውጋን ምድላው ተገይሩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን ብዝኾነ መገዲ ምውጋን ዘኽእል ምድላው ገይሩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። እቲ ቤት ምኽሪ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ርክብ መንግስታት…

ምክትል ኣቦ መንበር ኣፋህድ ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ትካል ህዝባዊ ፋኖ ኣማራ (ኣፋህድ) ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ስምምዕነት ስዒቡ ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ኣቲዮም። ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣፋህድ ምስ መንግስ ክልል ኣምሓራ ብሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን…

ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ – እናትኣለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ ኢለን ብመዓርግ ሚኒስትር ሓላፊት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ እተን ሓላፊት እዚ ዝገለፃ ኣብቲ በጀት ዓመት ቀደማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ጉዳይ ዜጋታትን ዝተወገኑ መመሓየሺታት ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣህጉራዊ ሸቶታት ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፀወት ሃፍቲ ማይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ሃፍቲ ማይ ንሸቶታት ኣህጉር ኣፍሪካ ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም። ‘ዘላቒ ቀረብ ሃፍቲ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓታት ፅሩይ መስተ ማይን ምርግጋፅ፤ ንሸቶታት ኣጀንዳ 2063…

ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምጅማር ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ  የቢሾፍቱ ዓለም አቀፍ አውሮፕላን ማረፊያ ግንባታ መጀመር ኢትዮጵያ ናብ ዘበናዊነትን ምእባለን ንእትገብሮ ጉዕዞ ሓደ ዝላ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ስራሕቲ ህንፀት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ÷ ቅልጡፍ ዕቤት ትራንስፖርት ኣየር ኢትዮጰያ እናሰፍሐ ዝመፅአ ዓለም ለኸ…

ኢትዮጵያን ቻይናን ስትራቴጂያዊ ምሕዝነተን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ቻይናን ኩለመዳይ ምትሕብባረን ንምድንፋዕ ብምዕባይ ስትራቴጂያዊ ምሕዝነተን ናብ ዝለዓለ ደረጃ ንምስግጋር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበሩዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ይ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ከመዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያን ቻይናን ንዓሰርተታት ዓመታት ዝዘለቐ ጥንኩር…