Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምዕባለ ኢትዮጵያ ክሳብ ዝረጋገፅ ብኻባር ጠጠው ክንብል ኣለና ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘመን መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንዘቕረብዎ ሕቶታት ምላሽን…

በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት ዓመት 2019 ዓ.ም መንግስቲ ፌደራል 2 ነጥቢ 34 ትሪሊየን ብር ኮይኑ ፀዲቑ፡፡ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ኣካይዱ፡፡ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ፕላን፣…

ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ሃይማኖታት ናይ ሰላም እምበር ናይ ጎንፂ ምኽንያት ኮይኖም ኣይፈልጡን ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባ ብምርካብ ንሕቶን ምላሽን ኣባላት እቲ ባይቶ መብርሂ…

ህዝቢ ዝሃበና ባዶ ቼክ እዩ፤ ብተኣማንነት ምግልጋል ሓላፍነትና እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ህዝቢ ዝሃበና ባዶ ቼክ እዩ፤ ብተኣማንነት ምግልጋል ሓላፍነትና እዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ሰሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፣ 7ይ…

ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ባንዳታትን ፅንፈኛታትን እንስዕሮም ብዝተፀናኸረ ዘተ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ንሕቶታት ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሃቡዎ ምላሽን መብርሂን፥ ዜጋታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሰሓሓተ ያታ…

መንግስቲ ሉዓላውነት ኢትዮጵያ ንምሕላው ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ድሉው እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሉዓላውነት ኢትዮጵያ ዝፈታተን ኩነታት እንተተፈጢሩ መንግስቲ ሉዓላውነት ሃገር ንምክልኻል ካብ ዝኾነ እዋን ንላዕሊ ድሉው እዩ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ…

ሃገር ምፅናዕ ልምዲ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ መረፃ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ክብሪ ይግብኦ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሃገር ናይ ምፅናዕ ልምዲ ዘለዎ ህዝቢ ኢትዮጵያ መረፃ ንምዕንቃፍ ዝፈተኑ ሓይልታት ከይተሰኮነ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ክብሪ ይግበኦ ኢሎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ኣብ ዝተረኸቡሉ ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ

ዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ መበል 30 ስሩዕ ኣኼባኡ የካይድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ቤት ምኽሪ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት መንግስቲ መደብ…

ሂውማን ራይትስ ዎች፥ ዘይሕጋዊ ህወሓት ብግዴታ ወተሃደራዊ ምልመላ ይፍፅም ከምዘሎ ኣቃሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ 29፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ.) – ዓለም ለኸ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰል ዝኾነ ሂውማን ራይትስ ዎች (Human Rights Watch) ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብግዴታ ወተሃደራዊ ምልመላ የካይድ ከምዘሎ ኣቃሊዑ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፅኦ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንህንፀት ሰላምን ዴሞክራሲን ወሰንቲ ዝኾኑ ብዙሓት ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ-ኣፈጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰነ 29፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) – ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ንሰላምን ንምህናፅ ዴሞክራስያዊ ስርዓትን ኣገደስቲ ዝኾኑ ብዙሓት ኣዋጃት መርሚሩ ኣፅዲቑ ኢሎም ኣፈ-ጉባኤ እቲ ባይቶ ታገሰ ጫፎ። ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎ፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ዓመታት ዝተፈፀሙ ዝተፈላለዩ…