ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም ዝጣየሹሉን ኩነታት ዝውስን ኣዋጅ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን ተለዓልቲ መሊሶም ዝጣየሹሉን ኩነታት ንምውሳን ዝወፅአ ኣዋጅ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ስሩዕ ኣኼባኡ÷ ንረብሓ ህዝቢ ብዝብል ትሕዝቶ መሬት ዝልቀቐሉ፣ ካሕሳ ዝኽፈለሉን…