Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ሃገር ዝተኸበረ መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀት ተኸቢሩ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን÷ እቲ በዓል ብሰላም ንኽዛዘም ኣስተዋፅ ንዝገበሩ…

ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ መንግስቲ ምስ መንግስቲን ፓርቲ ምስ ፓርቲን ኢትዮጵያን ሩሲያን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ብኣይተ ኣደም ፋራህ…

መዕርፎ ነፈርቲ ነቀምቴ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መዕርፎ ነፈርቲ ጉዲና ቱምሳ ነቀምቴ ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ መስፍን ጣሰው ተረኺቦም፡፡…

ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ (ዓረፋ) ብድምቀትን ሃይማኖታዊ ስርዓቱ ብዝሓለወን መልክዑ ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ…

ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፓርቲ ብልጽግና ናብ ሩሲያ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፓርቲ ብልጽግና ናብ ሩሲያ ከተማ ቭላዲቮስቶክ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ…

መበል 1 ሽሕን 445 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ/ዓረፋ/ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሰነ፣ 2016(ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ኣብ ሃገር ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። ህዝበ ሙስሊም ኣብ በዓል ዒድ ኣል ኣደሃ/ኣረፋ ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ከሕልፎ ይግባእ ክብል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ናይ ፈተናን መስዋእትነትን በዓል ኢዩ ኢሎም።…

ዒድ ኣል ኣደሃ ኣረፋ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ይግባእ-ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና

ኣዲስ ኣበባ፤ 8 ሰነ፣ 2016 ((ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም ዒድ ኣል ኣደሃ ኣረፋ በዓል ዝተፀገሙ ወገናት ብምሕጋዝ ክበዓል ይግባእ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ መልላእ ሰዓብቲ እምነት እስልምና እንቋዕ ንመበል 1 ሺሕን 445 ዓመተ ሂጅራ በዓል…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ዘተ ብቐዳምነት፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ካልኣይ ዙር መፈፀሚ  ፕሮጀክት ቀረንን…

ም/ቀ/ሚ ተመስገን ኣብ ዝተረኸቡ ዓወታትን ምዕባለታትን ደው ምባል ከምዘይግባእ ኣገንዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተረኸቡ ዓወታትን ምዕባለታትን ደው ምባል ከምዘይግባእ ኣገንዚቦም። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚን ቀንዲ ቀንዲ እቲ ዓውዲን ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ቀሪቦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ኣይተ…