Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ነፃ ዜጋ ክንፈጥር ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ወለዶ ብስነምግባር ብምህናፅ ካብ ግዕዝይና ዝፀረየ ዜጋ ክንፈጥር ብትኹረት ክንሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ መበል 22 ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ብዝተፈላለዩ መረሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ፡፡…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ንዘላቒ ዕቤት ኣህጉር ኣፍሪካ ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ጉባኤ…

ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ሓሲየን ኢየን – ግብፃዊ ኣክቲቪስት

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚዲያታት ግብፂ ኣብ ጉዳይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንዜጋታት ዝተሰሓሓተ ሓበሬታ ብምቕራብ ንህዝቢ እናሰሓሓታ ነይረን ኢሎም ግብፃዊ ኣክቲቪስት ሃምዲ ሱሌይማን፡፡ ምስ ፋና ዓረብኛ ፖድካስት ፃሒት ዝገበሩ ሱሌይማን፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንዲሞክራሲያዊ ስምረት ትግራይ (ስምረት) ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት ምስክር ሂቡዎ። እቲ ቦርድ ብመሰረት ብኣዋጅ ዝተውሃቦ ስልጣን ስምረት ሕጋዊ መረጋገፂ ክልላዊ ፓርቲነት ፖለቲካ  ወረቐት…

ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክመርሕ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ንዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ  ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ መኽፈቲ ስነ ስርዓት 2ይ ብሄራዊ ኮንፍረንስ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ። ኢዮብ ተካልኝ…

በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ-ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ብዲጂታል ምህዳር ኢትዮጵያ በቢዓመቱ 18 ነጥቢ 5 ትሪሊየን ብር ዝውውር ዲጂታል ገንዘብ ይካየድ ኢሎም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። እቶም ምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ካልኣይ ኮንፈረንስ ዲጂታል ክፍሊት…

ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ሰሌዳ ግዘ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ መውሃቢ ድምፂ መበል ሻውዓይ ሓፈሻዊ ምርጫ ዕለት 24 ግንቦት 2018 ዓ.ም ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ብመላኩ ገድፍ …

ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ባህሊን ስነ ምግባርን ሃገርና ዝወፅአ ዘይንቡር ኣከዳድና ተኸዲኖም ኣብ ኣደባባይን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥንን ንህዝቢ ዝተርኣዩ ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተጠርጠርቲ ኣብ መበል ሳልሳይ ጂ ፓወር ቲክቶክ ክሬቲቭ ኣዋርድ ካብ ባህሊን ስነ…

ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ማዕርነት መሰረታት ብምውዳድ ዝተሓፈረት ኢትዮጵያ ነፅንዕ – ፕሬዚዳንት ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ኣብ ፍትሒን ማዕርነትን መሰረታት ብምውዳድ ዝለምዐት፣ ዝተኸበረትን ዝተሓፈረትን ኢትዮጵያ ነፅንዕ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ። መበል 20 በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን "ዴሞክራሲያዊ ምርድዳእ ንህብረ…

ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከየናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ናይ ሓባር ገዛና መሰረቱ ከይተናወፀ ንምንባር ናይ ሓባር መንነት ክህልወና ይግባእ ኢሎም። መበል 20 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ "ዲሞክራስያዊ ምርድዳእ…