Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

እቲ ሽልማት ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ሓበሬታ ዓለም እናማዕለ ዝመፅአ ፅዕንቶ ፈጣሪነታ ዘርእይ ኢዩ -እናትዓለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እቲ ሽልማት ኣፍሪካ ኣብ መድረኽ ሓበሬታ ዓለም እናማዕለ ዝመፅአ ፅዕንቶ ፈጣሪነታ ዘርእይ ኢዩ  ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እናትዓለም መለሰ። ፈላማይ ሽልማት ሚዲያ ኣፍሪካ ትማሊ ምሸት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እተን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ ዘቲዮም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ክላቨር ጋቴቴ…

ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን  ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)። ገምጋም ኣፈፃፅማ ርባዕ ዓመት እቲ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ። ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 26 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ነዛ ሃገር ፈላማይ ዝኾነ ስራሕ ቴክኖሎጂ ህንፀት ኣጀሚረን። ኣብዚ ዓመት ካብ ዝሓዝናዮም ቀንዲ ትልሚታት ፈላማይ ንነበርቲ ከተማና ተበፃሕነት ቀረብ ኣባይቲ ምክያድ ኢዩ…

ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ናይዚ ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእ ዝፍልፍል ኢዩ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግብፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ እተሰጉሞ መሰረት ዘይብሉ ውንጀላ ን21 ክፍለ ዘበን ሓቂ ካብ ዘይምርዳእን ዝፍልፍል ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝበሎ÷ ግብፂ…

ንማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉድኣት ኣካል ብምምልካት ንሕብረት ማሕበራት ጉድኣት ኣካል ክልል ትግራይ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ። በዚ ድማ ልዕሊ 7 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ዊልቼር፣ ክራንች፣ ንምስማዕ ዝሕግዙ…

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ..

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ሓበራዊ ያታ ንምስራፅ እጃሙ ዕዙዝ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተፈላለዩ ፍፃመታት እናተኸበረ ዝቐነየ መበል 20 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄራት፣…

ስታትስቲክስ ንጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስታትስቲክስ ሓበሬታ መሰረት ንዝገበረ ጥንኩር ፖሊሲ ዓንዲ ሑቐ ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። መበል ‎‎19 ዓመታዊ ኣኼባ ኮሚቴ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ብኤራዊ ስታትስቲክስ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ‘ፍትሒን ካሳን…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ፡፡ ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 17 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ድማ ዋጋ ሓደነ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 3993 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ…

ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተማለአ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚ ተገማቲ፣ ግልፂን ምቹውን ምህዳር ካፒታል ዕዳጋ ምፍጣር ኣኽኢሉ ኢዩ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡ ካልኣይ ዞባዊ ጉባኤ ዕዳጋ ካፒታል ኣብ ማእኸክ ዓለም ለኸ ኣኼባ ኣዲስ ይካየድ…