ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም 801 ነጥቢ 65 ቢሊየን ንክኸውን ኣፅዲቑ Desta Jul 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብቲ ጉባኤ ዝተረኸቡ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ ስለዝኾነ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ዝረኽቦ ረብሓ ክረክብ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓለሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ኲናት ትርፉ ዕንወት ከምዝኾነ ብምሕባር ብናይ ሓደ መዓልቲ ብስጭት ዝጅመር ከምዘይኮነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝቕባበ ዋጋ ሎሚ ዘበን ናብ 30 ሚኢታዊ ወሪዱ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ ዕብየት ክተመዝግብ ኢያ ዝብል ትፅቢት ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jul 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ መበል ሻድሻይ፣ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ፣ መበል 28 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመር (ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ናይ ኢቢሲ ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተለምዶ ሸጎሌ ተባሂሉ ኣብ ዝፍለጥ ከባቢ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ናይ ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን (ኢቢሲ) ሚዲያ ኮምፕሌክስ መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ኣብ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ንጅቡቲ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ምስታፍ ኩለመዳይ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ኣብ ፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ዝህቡዎ ምላሽን መብርሂን ከድምፅ ኢዩ። እቲ ባይቶ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 28…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ርክብ ናብ ዝነበሮ ኩነታ ንምምላስ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣመራርሓታት ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ከምኡ እውን ቢሮ ትራንስፖርት እተን ክልላት ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 12 ክልል ኮይኑ ንኽውደብ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓዲሽ ክልል ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንኽውደብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 2ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ካብ ትማሊ ጀሚሩ እናሳለጠ ይርከብ፡፡ ኣብ ናይ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዲፕሎማሲን ኢትዮ- ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያን ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኸ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፣ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ጅቡቲ ሲራጅ ኦማር ዝተመርሐ ልኡኽን…