ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንበዓል ልደት መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት በዓል ልደት ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታ ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ፣ ርእሰ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Jan 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሰናይ ትምነት፥ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ብሰዓብቲ እምነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ፖሊስ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ልደት ብሰላም ንኽኽበር ኣድላዪ ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዝቕፅል ቀዳም 29 ታሕሳስ ዝኽበር በዓል ልደት ብሰላም ተኸቢሩ ንኽዛዘም ፖሊስ ዝገበሮ ምድላው ኣመልኪቶም ምክትል ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም Desta Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢንዱስትሪ ሆራ ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ገላን ከተማ ናይ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ካልኣይ ዑደት ኣብ ኢንነዱስትሪ ሆራ መክያዶም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ 30 ርሒቓ ኣብ እትርከብ ገላን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት ኣፍልጦ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ዝተረኸቡሉ ክልል ትግራይ ንምርግጋእን መሊስካ ንምጥያሽን ኣስተዋፅኦ ንዝገበሩ ኣመራርሓታት መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተኻይዱ። ብዙሓት ኣመራርሓታት÷ ብልዑል ቆራፅነት ናይ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም ንዘገልገሉ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ መድረኽ ዓለም ኢትዮጵያን ወኪሎም እናገልገሉ ዝፀንሑ ኣምባሳደራት ምስጋና ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚነስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ሃገር ምግልጋል ዕድል፣ ልኡኽቶ ምፍፃም ድማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ቁልፊ ኣብ ዝኾኑ ጉዳያትን በዓል ብዙሕ ወገን ጉዳያትን ምስ ፕሬዚዳንት…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከባ ጨንፈራት ባንኪ ወጋገን ዳግም ስራሕ ጀሚረን Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት መቐለ ዝርከባ 28 ጨንፈራቱ ዳግም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመራ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ማርኬቲንግን ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽንን ባንኪ ወጋገን ኣፈወርቅ ገብረፃዲቅ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ሽረ እንዳስላሰ በረራ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውዕሊ ሰላም ስዒቡ ናብ ሽረ እንዳስላሰ ዝገብሮ ዝነበረ በረራ ሎሚ መዓልቲ ዳግም ጀሚሩ። እቲ መገዲ ኣየር÷ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዓርቢ ካብ ኣዲስ ኣበባ መቐለ ዳግም ስሩዕ በረራ ምጅማሩ ዝዝከር ኢዩ፡፡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፈላማይ…