Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማሃማት ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ጉዳያት ሰላምን ፀፅታን ኣፍሪካ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ። ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ…

ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ሎሚ መዓልቲ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም÷ ካልኣይ…

ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኢምባሎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብርሃም በላይን ካልኦት ላዕለዎት…

ፕሬዚዳንት ሴራሊዮንን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳን ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ፕሬዚዳንት ሴራሊዮን ጁሊየስ ማዳን ምክትል ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ጄሲካ ኣሉፖን ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም መራሕቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ  ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን…

ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ሰምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ናሚቢያን ኣብ ጉዳያት ሰላምን ድሕንነትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእለን ሰምምዕነት ተፈራሪመን እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስስትርን ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ርክባትን ናሚቢያ ኔቱምቦ…

ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ተፈቲሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዝነበረ ዘይምርድዳ ከምዝተፈትሐ ብዘተ ተገሊፁ። ኣብታ ቤተ ክርስቲያን ዘጋጠመ ፈተና ንምፍታሕ ኣቦታት ሃይማኖት ክልቲኦም ወገናት፣ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድን ዓበይቲ ዓዲን…

ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ተገይሩ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብሰላም ንኽዛዘም ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምግባር ወፍሪ ወሲዱ ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ…

ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሖ ከይዲ ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ዝብል መምርሒ ዘረጋገፀ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ሕብረት ኣፍሪካ ዝመርሖ ከይዲ ሰላም ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ዝብል መምርሒ ዘረጋገፀ ኢዩ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ…

ኣፍሪካ ኣብ ጥዕናን ምግቢን ዘለዉዋ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ተግባራት ተሳልጥ ኣላ – ሙሳ ፋኪ መሃመት

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ኣብ ጥዕናን ምግቢን ዘለዉዋ ፀገማት ብዘላቕነት ንምፍታሕ ዘኽእሉ ተግባራት እናሳለጠት ከምዝኾነት ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ገሊፆም። መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ። ኣቦ…