Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ-ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመሪሕነት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ፃዕሪ ምምፃእ ሰላም ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ተዛሪቦም። ዋና ፀሓፊ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪን መበል…

ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ተገይሩ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ህፃናት(ዩኒሴፍ)ንሪፈራል ሆስፒታል ዓይደር ዝኸውን ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ። ዩኒሴፍ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥  ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ናውቲታት ሕክምና ናይ ምክፍፋል ከይዲ ተጠናኺሩ ቀፂሉ…

ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበበ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ዕጡቓት ትግራይ ዕጥቆም ዝፈትሕሉ ዝርዝር ትልሚ ዝሰርሕ ሓበራዊ ኮሚቴ ሰብ ሞያ ኣብ ሽረ ይዛተ ኣሎ ኢሉ። ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ብምጥማት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ኣብ…

መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ካርቱም እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)  ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ብምፅቕ ተዛዚሙ። እቲ ቢት ምኽ…

ብሰለስተ ኣንፈታት ናብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ይጓዝ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ንምብፃሕ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ልምዓት ብምትሕብባር ብሰለስተ ኣንፈታት (ኮሪደራት) ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ እናጓዓዓዘ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዳያስፖራ ጉዳይን ኬንያ ኣልፍሬድ ሙቱዋ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ ኣብ ካቱም እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ኣብ ዝገበሩዎ ልዝብ÷…

ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 45 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ 45 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ምግቢ ተንከፍ ዘይኮኑ ሰብኣዊ ሓገዛትን ከምኡ እውን 839 ሜትሪክ ቶን መድሓኒት ከምዝተኸፋፈለ ኮሚሽን ኣመራርሃ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኣይተ ደበበ…

ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከምልሙድ ዓለም ለኻዊ ጉባኤታት ብዓወት ናይ ምትእንጋድ ልምዳ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መበል 17 ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ከተማ ብምግቢ ርእስኻ ምኽኣል ብብርኪ ሃገር ብምግቢ ርእስኻ ንምኽኣል ንዝግበር ፃዕሪ መሰረት ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…