ወ/ሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን መዘነአን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትራት ትራንስፖርት ናይጄሪያ፣ ኳታር፣ ደቡብ ኮሪያን ስዑድ ዓረብን ተዛቲየን።
ኣብ ካናዳ ሞንትሪያል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 41 ዓለም ለኸ ጉባኤ ሲቪል ኣቪዬሽን…