ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓለለፈኦ መልእኽቲ፥ ውሩይ ድምፃዊ ማዲንጎ ኣፈወርቅ ገና ኣብ ንኡሽተይ ዕድሚኡ እናሃለወ ካብዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ብገንዘብ ንምሕጋዝ ዘኽል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ሃገራዊ ምኽክር ብገንዘብ ንምሕጋዝ ዘኽል ፕሮግራም ኣብ ሞንጎ ሚኒስቴር ገንበዘብ፣ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክርም ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ንሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ኣብ ዝግበር ሰነድ ፕሮግራም÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ኢመደኣ ዑደት ኣካይዶም Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ኣብ ምምሕዳር ኢንፎርሞሽን መረብ ድሕንነት (ኢመደኣ) ዑደት ኣካይዶም። ዋና ዳይሬክተር እቲ ምምሕዳር ሰለሞን ሶካ ነቶም ፕሬዚዳንትን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ናይቲ ምምሕዳር ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ብፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ ምስ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ፌዴራላዊ ሪፐብሊክ ሶማሊያ ኣብ ልልተኣዉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ክልቲኦም መራሕቲ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Sep 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ክልቲኣዊን ካልኦት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተኸበረ በዓል ዳሜራ መስቀል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንትን ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ÷ ቅድመ ምድላው ብምግባር ተቓላዕቲ ቦታታትን ከባቢታትን ፈልዩ ኣብ ስራሕቲ ቅድመ ምክልኻል ብዙሕ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዖም መሪር ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ብሕልፈት ኣርቲስት ማዲንጎ ኣፈወርቅ ዝተሰመዐኒ ሓዘን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን-ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳእ ብዕርቀ ሰላም ብምዕፃው ብምክብባርን ምትሕስሳብን ብፍቕሪን ሰላምን ካብ ምንባር ዝሓሸ ካሊእ ኣማራፂ የለን ክብሉ ፓትሪያሪክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታትና መርኣያታት ሓድነትና ኢዮም-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብሪታትና መርኣያታት ሓድነትና ኢዮም ክብል ኣገልገሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ከርስትና እንኳዕ ንበዓል መስቀልን ዳመራን ኣብፀሐኩም ኢሉ። በዓል መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Sep 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2015 ( ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል መስቀል ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ እቲ በዓል ዝሓለፈ ፈተና እነወግደሉን ንመፃኢ ተስፋ እንሰንቀሉን ይኹን ኢሎም።…