Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚረሬታት ዓረብ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ነበር ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚረሬታት ዓረብ ሼኽ ኻሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ኣብ ኤምባሲ ሕቡራት ኢሚሬታ ዓረብ ተረኺበን ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እቲ ኤምባሲ ኣብ ዘሰናደኦ መዝገብ መግለፂ…

ንኣምባሳደራትን ሓለፍቲ ኤጀንሲታትን ኣብ ኣፈፃፅማ ብሄራዊ ኢኮኖሚ መብርሂ ተዋሂቡ ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንኣምባሳደራትን ሓለፍቲ ኤጀንሲታትን ኣብ ኣፈፃፅማ ትሽዓተ ኣዋርሕ ብሄራዊ ኢኮኖሚ መብርሂ ተዋሂቡ ይህብ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓማውቲ ንብሄራዊ ኢኮኖሚ እታ ሃገር ፈተንቲ ዝነበሩን…

ኣብ ኢትዮጵያ መፍረያይነት ምድንፋዕ ናይ መረፃ ጉዳይ ዘይኮነስ ናይ ህልውና ጉዳይ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መፍረያይነት ምድንፋዕ ናይ መረፃ ጉዳይ ዘይኮነስ ናይ ህልውና ጉዳይ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ድማ “ሃገራዊ መፍረያይነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ዘተ ኣዲስ ወግ ኢዩ።…

ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ፅባሕ ጀሚረን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢልዜ ብራንድስ ኬሪስ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብራ ኢየን። እቲ ዑደት ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ዝፀንሕ ከምዝኾነ ቢሮ ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ…

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰል ሕብረት ኣውሮፓ ኢሞን ጊልሞር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰል ሕብረት ኣውሮፓ ኢሞን ጊልሞር ተዛቲየን። እቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ሰብኣዊ መሰልን ተሓታትነትን ብዝምልከት ከመዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣብ ኣቕርቦት ሰብኣዊ…

ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ብግዚያውነት ዘደናጎዮ ንኢትዮጵያ ዝወሃብ ሓገዝ ልምዓት ብዝምልከት ክዛተ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ብግዚያውነት ዘደናጎዮ ንኢትዮጵያ ዝወሃብ ሓገዝ ልምዓት ብዝምልከት ኣብ ቃሊ ወርሒ ንምዝታይ ምእንፋቱ ተወካሊ ሰብኣዊ መሰል እቲ ሕብረት ኢሞን ግሊሞር ተዛሪቦም። ኢሞን ግሊሞር፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ-ኢንጅነር የማነ

ኣዲስ ኣበባ፣11 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብምዕፋን ከም ክልል ኣብ ዝተሸፈነ ባርነት ክትነብር ገይሩ ኢዩ ክብሉ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ትግራይ ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣተዉ ኣባል ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ነበር ምክትል ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ሰሜን…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ተሳናባቲት ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ተሳናባቲት ሓላፊት ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ሕብረት ኣፍሪካ ተፀዋዒት እቲ ትካል ብምዃን ዘገልገላን ሞሪን ኣቼንግ ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ልዕሊ ሽዱሽተ ዓማውቲ ዘገልገላ ሞሪን…

ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት ፍርያታውነት ባህሊ ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረው ብምግቢን መሰረታዊ ሸቐጣትን ባዕልኻ ናይ ምኽኣል ጉዕዞ ንኽዕወት መፍረያይነት ባህሊ ክኸውን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዳግም ኲናት ዝገብሮ ምድላው ንከውግዝ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ምስ ግዚኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኢትዮጵያ ንሰላም ዘለዋ ፅኑዕ ቅዋም ብተግባራዊ…