ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 10, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) "ኣብ ሓዱሽ ምዕራፍ ብዝተማልአ ሉኡላዊነት ንሰንደቕ ዓላማና ከፍታ!" ብዝብል መሪሕ ቃል መበል 14 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ፅባሕ ክኽበር ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ኩለን መንግስታዊን ዘይመንግታዊን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን – ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓዱሽ ወለዶ ለውጢ ዘምፅእ እምበር ዝሓለፉ ስሕተታት ዝደግም ክኸውን የብሉን ክብላ ፕሬዝዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። እተን ፕሬዚዳንት እዚ ዝበላ፥ ኣብ መርሃ ግብሪ ምረቓ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝገበረኦ መደረ ኢዩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምዕራ ታሪኽ ኣብ ዝጀመረትሉ እዋን ምምራቕኩም ተደራቢ ሓላፍነት ንኽህልወኩም ጉሩ ኢየ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 72 ግዘ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ልዕሊ 6 ሺሕ ተምሃሩኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ፓርክ ወዳጅነት ኣመሪቑ። ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ኣካቢት ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ዩኒቨርሲቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንልዑል ሓላፍነት ቦታታት መንግስቲ ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዕለት ን22አን ቤት ዕዮታት ሚኒስቴርን ንቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ዲኤታታት ከምኡ እውን ንካልኦት ክልተ ትካላት ኮሚሽነራት ሾይሞም። ካብ ሞንጎ እቶም ተሸወምቲ ኣካላት ኣመራርሓ ተናሓናሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 9, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ናይ 2013 ዓ.ም ተምሃሩኡ የመርቕ ኣሎ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብስሩዕ፣ ብምሸታዊን ዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታትን ዘምሃሮም 6 ሺሕን 163 ተምሃሮ ኢዩ ንመበል 72 ግዘ እናመረቐ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ኣብ ኣጠቓቕማ ማሕበራዊ ሚዲያ ልዑል ጥንቃቐ ክገብሩ ይግባእ – ኤመደኢ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀላእቲ ኢትዮጵያን ህዝባን ተሓባበርቶም ካብ ውሽጢንፃኢን ኮይኖም ምህዳር ሳይቨር ብምጥቃም ኣብ ዝተፈላለዩ መሰረተ ልምዓታትን መስመራት ሓበሬታን ቐጥታ መጥቃዕቲ ንምፍፃም እናገበሩዎ ዝርከቡ ፈተነ ከምዘይተዓወተ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ፀብፃብ ሲኤንኤን ናይ ሕሶት ፀብፃብ ኢዩ ክብል ተቓዊሙ Gebremariam Weldegerima Oct 8, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፅዋራት ኣጓዓዒዙ ዝብል ብሲኤንኤን ፀብፃብ ናይ ሕሶት ፀብፃብ ከምዝኾነ ዝቃወም መግለፂ እቲ ትካል ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ኣባል ኣይኤቲኤንን ስታር ኣሊያንስን ብምዃን ንኣፍሪካን ዝተረፋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ዝተወሰነሎም ሰራሕተኛታት ውሕመ ሽርሒ ህወሓት እናፈፀሙ ዝነበሩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታየ Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ዝተወሰነሎም ሰራሕተኛታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካላዊ ስነምግባር ትካሎም ብምጥሓስ ፖለቲካዊ ቅዋም ሒዞም ሽርሒ ጉጅለ ህወሓት እናፈፀሙን እናሓገዙን ከምዝነበሩ ኣምባሳደር ታየ ኣፅ ስላሴ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንላዕለዎት ሓለፍነታት መንግስቲ ቦታታት ሽመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ መዓልቲ ንኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ገይሮም ዳግም ዝሾሙ እንትኾኑ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 7, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ወራሲ ዓራት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼክ መሃመድ ቢን ዛይድ ኣል ነኸያን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ምሕዝነትን ርክብ ምትሕብባርን ምጥንኃር ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ…