ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ኢና – ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደጀን ክሳብ ግምባር ክንከፍሎ ዝግባእ መስዋእቲ ንምኽፋል ድሉዋት ከምዝኾኑ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተናሓናሕቲ ፓርቲታት ፖለቲካ፥ ኣብ ወፍሪ ህልውና ዝጀመሩዎ ምንቅስቓስ ንምውዳድ ዘኽእል መድረኽ ዘተ…